ምልክታ ጨረታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዝርከቡ ማሕበረሰብ ተጠቃሚ ንምግባር ቀለብ ደራሆ (Complementary Feed) ዝምልከቶም ትካላት ብምዕዳም ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝለዝኾነ ድማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም፣፣ 1. ናይ 2018 ዓ.ም በቲ ዘርፊ ስራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ፣ 2. መለለዪ ንግዲ ፍቓድ (Tin Number) ምስ ንግዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ፣ 3. ቫት (VAT) ተመዝገብቲ ዝኾኑን ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ዲክላራስዮን ከቕርቡ ዝኸእሉን፣ 4. ጨረታ መኸበሪ ሰነድ ብስፒኦ (CPO) ብር6,000.00 ከትሕዙ ዝኸእሉ፡ 5. ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፣ 6. እዚ ጨረታ ስዒርካ ምስ ተብሃለ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ 10% ናይ ዝመልኦ ዋጋ መኸበሪ ውዕሊ ብምቕራብን ዘየማትእ ውዕሊ ብምእሳርን ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ እቲ ዝድለ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማልት ከቕርብ ዝኽእል፡፡ 7. እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ VAI ምዃኑን ዘይምዃኑን ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ፡፡ ብንፁር እንተዘይተፈሊጡ ምስ VAI ከምዝተመልአ ተሓሳቢ ይግበር፡፡ 8. ትካልና 20% ናይቲ ንብረት ምውሳኸን ምንካይን ይኸእል፣ 9. ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ፡ 10. ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ (ጥቓ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ዮሃንስ) ቢሮ ቑፅሪ 430 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብር100.00 ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል፣ 11. ማ.ል.ት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣ 12. እዚ ጨረታ ዕለት 24/03/2017 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ተዓዕዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማልት ቢሮ ቑፅሪ 410 ይኸፈት ፡ <div class="table-responsive"> <table class="table table-striped"> <thead><tr><th> </th><th>ዓይነት ንብረት</th><th>መለክዒ</th><th> በዝሒ</th><th> ነፀላ ዋጋ</th><th> ጠቕላላ ዋጋ</th><th>መብርሂ</th></tr></thead><tbody> <tr><td>1</td><td> ቀለብ ደርሁ (Complementary Feed)</td><td>ኩንታል</td><td> 109.00</td><td></td><td></td><td> ብመረት ስፐስፊኬሽ</td></tr> </tbody> </table> </div>

ተጨማሪ አንብብ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ

ተጨማሪ አንብብ

ተጨማሪ አንብብ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 16, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና

ተጨማሪ አንብብ
  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ኅዳር 16, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ኣርብ ኅዳር 19, 2018 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኣርብ ኅዳር 19, 2018 04:05 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ: የጽህፈት መሳሪያዎች

ተጨማሪ አንብብ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 16, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 23, 2018 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 23, 2018 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት / ኣቅርቦት ምግቢ

ተጨማሪ አንብብ
  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 25th, November 2025 12:00 pm ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Wednesday 03rd, December 2025 9:30 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Wednesday 03rd of December 2025 10:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ: Agricultural Services / Agricultural Raw Material

ተጨማሪ አንብብ

ተጨማሪ አንብብ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሕዳር 15, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 18, 2018 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን / ኦዲት ተዛማድኡን

ተጨማሪ አንብብ
s