1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤
3 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዘለዎን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
4 መረዳእታ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዋናን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
5 ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2011 ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
7 ሰነድ ጨረታ ካብ 30/05/2011ዓ/ም ክሳብ 15/06/2011ዓ/ም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሽረ እንዳሰላሴ ቀበሌ 01 ቢሮ ቁፅሪ 18 ብምምፃእ ዘይምለስ 60.00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል።
8 እቲ ጨረታ 15/06/2011 ሰዓት 8:00 ድ.ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።
9 እቲ ሰነድ ጨረታ በቲ ምልክታ መሰረት ኣማሊኡ እንተቀሪቡ ተጫረቲ ብዘይለውሉ ንምኽፋት ዝዓግቶ ነገር የለን።
10 መከበሪ ጨረታ ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ንናውቲ ኣይሲቲን 7000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ንመምሃሪ ተምሃሮ ቾክ 5000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ንሞተር ሳይክል 7000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ንኣቅሑ ቢሮ 5000.00 ሽሕ ብጥረ ገንዝብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ስፒኦ ከትሕዝ አለዎ፤
11 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ምዃኑ ምስተገለፀ ብመሰረት መምርሒ ዕደጋ መሰረት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል፤
12 ሰነድ ጨረታ ብንፁር ዝንበብን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ናይ በዓሎም ፊርማን ማህተምን ኣብ ነብስ ወከፈ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርብ ይግባእ፤
13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኩን ብክፈል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-444916 / 0344-442866
መመለስ