ሆስፒታል መቐለ ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ናይ ህንፃ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ደደሊ
  1. ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር :ኣብ ሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ምካኑ ቫት ተመዝገበቲ ምካኖምን ናይ ቀረባ እዋን ድክሊራስዩን ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ
  2. መክበሪ ጨረታ ብር 5000 ብጥረ ገንዝብ ወይም ብባንኪ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
  3. ዝሰዓረ ተጫረቲ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከምፅእ ዝክእል
  4. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብÂ ነዚ ተባሂሉ ተዳልዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒ ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ
  5. ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድን ኣብ መዕሸጊ ፖስታን ሽሞምን ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግብእ
  6. መክበሪ ዉሕስና ዝቀርብ ስፒኦ ኣብ ዉሽጢ ፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ይግባእ
  7. ዋጋ ሰነድ ጨረታ 35 ብር እዩ
  8. ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 23/1/2010 ዓ/ም ንተከታታሊ 15 መዓልቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብ /ምም /ርን ቢሮ ቑፅሪ 62 እንዳገዛእኩም ምዉሳድ ትክእሉ
  9. እዚ ጨረታ 7/2/2010 ዓም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ስብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት
  10. ዝቐረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እንተተረኪቦም በዓልዋና ብዘይብሉ ክክፈት ይክእል
  11. ሆስፒታል መቐለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::
  1. ተወሳኪ ሓበሬታ ምሰ ዘድሊ ብስልኪ ቑፅሪ 0344420046 ምሕታት ይካኣል::
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s