ሆስፒታል መቐለ ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ናይ ህንፃ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ደደሊ
- ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 25, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
- ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 7, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
- ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
- ቦታ:መቐለ
- ናይ ደኩመንት ዋጋ:35
- ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 7, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
- መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
- ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር :ኣብ ሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ምካኑ ቫት ተመዝገበቲ ምካኖምን ናይ ቀረባ እዋን ድክሊራስዩን ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ
- መክበሪ ጨረታ ብር 5000 ብጥረ ገንዝብ ወይም ብባንኪ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
- ዝሰዓረ ተጫረቲ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከምፅእ ዝክእል
- ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብÂ ነዚ ተባሂሉ ተዳልዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒ ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ
- ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድን ኣብ መዕሸጊ ፖስታን ሽሞምን ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግብእ
- መክበሪ ዉሕስና ዝቀርብ ስፒኦ ኣብ ዉሽጢ ፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ይግባእ
- ዋጋ ሰነድ ጨረታ 35 ብር እዩ
- ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 23/1/2010 ዓ/ም ንተከታታሊ 15 መዓልቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብ /ምም /ርን ቢሮ ቑፅሪ 62 እንዳገዛእኩም ምዉሳድ ትክእሉ
- እዚ ጨረታ 7/2/2010 ዓም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ስብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት
- ዝቐረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እንተተረኪቦም በዓልዋና ብዘይብሉ ክክፈት ይክእል
- ሆስፒታል መቐለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::
- ተወሳኪ ሓበሬታ ምሰ ዘድሊ ብስልኪ ቑፅሪ 0344420046 ምሕታት ይካኣል::