ቤት ፅሕፈት ግላጋሎት ቀረብ ማይ መቐለ ኣብ 2017 ዓም በጅት ዓመት ንበረት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 ( ከ 3 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥሪ 30, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:300.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥሪ 30, 2017 04:30 ጥዋት
  • ዕድጊት ሞተርሳይክል/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናመብር ቫት ተመዘጋቢ ዝኮነ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕድጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ G1 ቁፅሪ 2 ካብ ዕለት 16/5/2017 ዓም ክሳብ 30/5/2017 ዓም ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ 30/5/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት

4 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335  

መመለስ
የጨረታ ምድብ