https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16357
ቤት ፅሕፈት ግላጋሎት ቀረብ ማይ መቐለ ኣብ 2017 ዓም በጅት ዓመት ንበረት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 30, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 30, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕድጊት ሞተርሳይክል/

1 ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናመብር ቫት ተመዘጋቢ ዝኮነ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕድጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ G1 ቁፅሪ 2 ካብ ዕለት 16/5/2017 ዓም ክሳብ 30/5/2017 ዓም ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ 30/5/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት

4 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335