ቤ/ፅ ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ኣበርገለ የጭላ ናይ ህንፃ መሳርሒ ናይ ዝተፈላለዩ ቤ/ዕ/ታት ብፕሮ ፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ/ክዕድግ/ ይደሊ ።

ቤ/ፅ ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ኣበርገለ የጭላ ናይ ህንፃ መሳርሒ ናይ ዝተፈላለዩ ቤ/ዕ/ታት ብፕሮ ፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ/ክዕድግ/ ይደሊ ።

✓ ዕደጋ ፈፃሚ ኣካል ቤት ፅሕፈትል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣብርገለ የጭላ

✓ ልዕሊ 500,000 ብር ኣብ ዝዋግኡ እትሳተፉ ተጫረቲ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ካቅርቡ ዝክእሉ

✓ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ 3ተወርሒወይቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ናይ ሓደ ወርሒ ሻት ዲክለሬሽን ካቅርቡ ዝክእሉ

✓ ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍላይ ቁፅሪ /TI/ ከቅርቡ ዘኽእሉ ክኾኑ አለዎም

✓ ናይ2017ዓ/ም ዝተሃደሰ ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቐት ከቅርቡ ዝኸእል

✓ ናይ2017ዓ/ም በቲ መስመር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም

✓ ኣብ ከይዲ ጨረታ ከጭብርብር ዝሙኩር ካብ ጨረታ ወፃኢ ከም ዝኸውንን ፣

✓ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ከይሳተፉ ከም ዝግበርን፣ዘተሐዙዎ መኽበሪ ጨረታከም ዝውረስን ፈሊጦም ስርዓት ጨረታ ኣኽቢሮም ዝኣትው ፡-

✓ እዚ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን15 መዐልትታትጥራሕ ይከውን

✓ 10000/ ዓሰረተ ሽሕ/ብር መኽበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

✓ ሰነድ ጨረታእዚ ምልክታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 24/03/2017 ዓ/ም

✓ ዘይምለስ 200/ክልተሚቲቅርሺ/ናይ ደኩመንት ዋጋ ብምክፋል

✓ ንተኸታታሊ 7ተ መዓልቲታት አብ ቤ/ፅ/ ል/አ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/አበርገለ የጭላ 1ይ ደብ ሪቁፅሪ28 ብምምፃ እሰነድጨረታ ክትወስዱ ትኽእሉ

✓ ድሕሪ ምዕፃው ጨርታ ሳንዱቅ ዝመፅእ ዝኮነ ይኹን ጨረታ ሰነድ ተቐባልነት ዘይቡሉ ምዃኑ

✓ ተጫረቲእቲ ጨረታ መክፈቲ ዕለት 01/04/2017 ዓ/ምሰ ዓት4:30 ምዃኑፈሊጦም ድሕሪ 3ተ ናይ ቅሬታና ይስራሕ መዓልቲታት ውዕሊ ዝኣስሩን መኽበሪ ውዕሊ ናይ ስራሕ ኣፈፃፅማ /ፖርፎርማንስ ቦንድ ድማ /10%/ ናይቱ ዝሳዓርዎ ድምር ዋጋ ከትሕዙ ኣለዎም እቲ ዘትሓዘዎ መክበሪ ጨረታ ብር 10000 /ዓሰርተ ሽሕ/ ክሳብ ውዕሊ ዝኣስ ሩዘገልገል ይኸውን ውዕሊ ምስ ኣስሩ መክበሪ ናይ ስራሕ/ፖሮፎርማንስ ቦንድ/10% ምስ ኣትሓዙ ይልቀቅ

✓ መኽበሪ ውዕሊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዘተረጋገፀ CPO ዝተሓዝ ኮይኑ ውዕሊ ብዝኣሰርዎ መሰረት ኦርጂናል ንብረት ምስ ኣቕረቡ ይልቀቐሎም/ለን።

✓ ተጫረቲ ንሓደ ዓይነት አቕሓ ዝመልእዎ ዋጋ ማዕረ እንተኾይኑ እቲ ንብረ ትማዕረተማቂሎም ዘቕርቡምኻኖም

✓ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ /ኦርጅናልን ኮፒን / ተዓሽጉ ዝቐርብ ኮይኑ እቲ ዝተመለአ ዋጋ ግልፂ ኮይኑ ብናይቱ ድርጅት ላዕለዋይ ሓላፊተፈሪሙን ማህተም ዓሪፍዎን ምስ ምሉእ ኣድራሽኡን ሰነዱን ይቐርብ፡

✓ እቲ ጨረታ ሰነድ መረከቢ እዋን ዘብቀዐሉ ግዜ ዕለት 01/04/2017ዓ/ም ስዓት 4:00 ተዓዕዉ ብተመሳሳሊዕለት ስዓት 4:30 ኣብ ቤ/ዕ ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ኣበርገለ የጭላ 1ይደብሪ ቁፅሪ28ተ ይክፈት

✓ ኣብዚ ጨረታ እዚ ኣከራካሪ ነገር እንትፍጠር ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።

✓ ኣብዚ ፕ/ፎርማ ጨረታ እዚ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ኣብ ኣቅርቦት ብመጠን ብፅሬት ን ብግዜን ዝተደገፈ ዘቕርብ ይኸውን።

✓ ተጫረቲ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ እቲ ጨረታ ቅሬታ እንትሃልይዎም ጥርዓኖም 3ተ ተካታታሊ ናይስራሕ መዓልቲ ቅድሚ ምሕላፉ ቅሬተኦም ናብ ላዕለዋይ ሓላፊ ከቅርቡ ይኽእሉ እዮም፡፡

✓ ካሊእ አብዚ ናሴፍትኔት ማንዋል ብዘሎ ንነዚ መተግበሪ ዝወፀ መምርሒ ብዝ አዘዞ መሰረት ይፍፀም

✓ ኣብዚ ዝሰፈረ ምስቲ ኣዋጅ መምርሕን ዝጋነፅ ቃል ከም መምርሒ ኮይኑ ኣየገልግልን፡፡

መተሓሳሰቢ፦

Ø እዚ ኣብ ላዕሊ ዘተገለፀ ንብረት ስዓራይ ዝኸነ እቲ ንብረት ኦርጂናልፅሩይ ኮይኑ ብናይ ባዕሉ መፅዐንን

መራገፍን መጓዓዕዝን ናብ ወ/ኣበርግለ የጭላ ቤ/ዕ/ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ኣታዊ ይገብር፡፡

Ø ቤ/ ፅሕፈትና ዕሬቶም ተረጋጊፆም አታዊ ናይ ዝኾኑ ንብረታት ጥራሕ ክፍሊት ዝፍፅም ይኸውን

Ø ስዓራይ ዝኾነ መቕረባይ እቲ ንብረት ካብ ዘቕረበሉ እዋን ጀሚሩ ንዘቕረቦም ንብረታትእቲ ቤት ፅሕፈት

ውሕስና የድልዮም ንዝበሎም ንብረታት ውሕስና ውዕሊ ክኣስር ዝኸእል ምዃኑ ክፈልጥ ኣለዎ

Ø ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂእንተረኪ ቡእቲ ጨረታብሙሉ እይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ ቤትዕ ሕፈትና አብዚ ጨረታ ሰዓራይ አብ ዝመረፀሉ እዋን መጠን ዝግዛእ አቓሓ ክሳብ 20% ካብ ሕድሕድ ነፀላ ዋጋ20% ናይ ምውሳኸን ናይ ምቐናስን መሰል አለዎ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s