ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ መበየዲ ፕላስቲክ ትፖ ማለት እዉን ዊልዲንግ ማሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ዘይምለስ 500 ቅርሺ ከፈልኩም ዝተደለወ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልከታ ካብ ዝወፀሉ 24/ነሐሰ/2016 ዓም ክሳብ 4/ጰጉሜን/2016 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ሰነድ ጨረታ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም

2 እቲ ጨረታ 4/ጰጉሜን/2016 ዓም ንጉሆ ሰዓት 2:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ልክዕ ሰዓት 3:00 ይክፈት

3 ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ምስ ሰነድ ጨረታ ዝሽየጥ ምካኑ እናፍለጥ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914784957

መመለስ
የጨረታ ምድብ