https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15164
ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ መበየዲ ፕላስቲክ ትፖ ማለት እዉን ዊልዲንግ ማሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ዘይምለስ 500 ቅርሺ ከፈልኩም ዝተደለወ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልከታ ካብ ዝወፀሉ 24/ነሐሰ/2016 ዓም ክሳብ 4/ጰጉሜን/2016 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ሰነድ ጨረታ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም

2 እቲ ጨረታ 4/ጰጉሜን/2016 ዓም ንጉሆ ሰዓት 2:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ልክዕ ሰዓት 3:00 ይክፈት

3 ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ምስ ሰነድ ጨረታ ዝሽየጥ ምካኑ እናፍለጥ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914784957