ኣብ ብዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ት ብርክት ዝበሉ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ዝኮኑ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2016 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 29, 2016 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ታሕሳስ 29, 2016 03:01 ጥዋት
  • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳድረቲ ምልክት ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት 25/4/2016 ዓም ክሳብ 29/4/2016 ኣብ ዘሎ ሰዓት 3:00 ቀዳሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ሰዓት ክተቅርቡ ንሕብር

2 ተወዳዳርቲ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ጠቅላላ ዋግኡ አታዊ ምስገበረ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ካብ መክዘን ከርክብ ይግባእ

3 ተወዳዳርቲ ቅድሚ እቲ ዉድድር ምክያዱ ንምክበሪ ዉዕሊ ብር 5000 ከትሕዝ ይግባእ

4 ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344 401875

መመለስ
የጨረታ ምድብ