https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13588
ኣብ ብዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ት ብርክት ዝበሉ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ዝኮኑ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 29, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 29, 2016 03:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ተወዳድረቲ ምልክት ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት 25/4/2016 ዓም ክሳብ 29/4/2016 ኣብ ዘሎ ሰዓት 3:00 ቀዳሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ሰዓት ክተቅርቡ ንሕብር

2 ተወዳዳርቲ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ጠቅላላ ዋግኡ አታዊ ምስገበረ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ካብ መክዘን ከርክብ ይግባእ

3 ተወዳዳርቲ ቅድሚ እቲ ዉድድር ምክያዱ ንምክበሪ ዉዕሊ ብር 5000 ከትሕዝ ይግባእ

4 ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344 401875