1 ናይ 2013ዓ/ም ናይ ስራሕ ግብሪ ዝከፈሉሉን ስራሕ ዘሐደሱሉን መረዳእታ ዘቅርቡ
2 ኣብ ቢሮ መጋዓዝያ መንገድን መጋዓዝያን ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ኮንስትራክሽንን ቁፅፅር ምዝገባን ፍቃድን ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ዘቅርቡ ወረቀት ምስክር ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘለዎምን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርነቡ ዝክእሉ
3 መኸበሪ ጨረታ 10,000 ቅርሺ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ትካል ወይ ድማ ካብ ባንኪ ብዝዋሃብ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒኦ ከቀርቡ ዝክእሉ
4 ተጫረቲ ናይ ዝጫረቱሉ ስራሕቲ ዉሕድ ወይ ድማ ድሬኔጅ ስራሕቲ ሳይድ ካብ ዝተረከቡሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 150 ተከታታሊ መዓልቲታት ዛዚሞም ከረክቡ ኣለዎም
5 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ክሳብ 04/02/2013ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ቢሮ ቁፅሪ 6 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ክዕድጉ ይክእሉ
6 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ድማ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከቡሉ 05/02/2013ዓ/ም ሰዓት 6፡00ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት8፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ይክፈት
7እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 47 03 78
መመለስ