https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12622
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ኣብ ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ሓድነት ዝርከብ ጣብያ ጥዕና ኣግኣዚ ንምስፍሕፋሕ ጣብያ ጥዕና MSH 2 ህንፀት ስራሕቲ ንደኣንት ማሕበራት ብደረጃ 8ተኣናእሽተይ ንግዲ ትካል ስራሕ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000
  • ቦታ:ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 08:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

1 ናይ 2013ዓ/ም ናይ ስራሕ ግብሪ ዝከፈሉሉን ስራሕ ዘሐደሱሉን መረዳእታ ዘቅርቡ

2 ኣብ ቢሮ መጋዓዝያ መንገድን መጋዓዝያን ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ኮንስትራክሽንን ቁፅፅር ምዝገባን ፍቃድን ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ዘቅርቡ ወረቀት ምስክር ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘለዎምን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርነቡ ዝክእሉ

3 መኸበሪ ጨረታ 10,000 ቅርሺ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ትካል ወይ ድማ ካብ ባንኪ ብዝዋሃብ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒኦ ከቀርቡ ዝክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ዝጫረቱሉ ስራሕቲ ዉሕድ ወይ ድማ ድሬኔጅ ስራሕቲ ሳይድ ካብ ዝተረከቡሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 150 ተከታታሊ መዓልቲታት ዛዚሞም ከረክቡ ኣለዎም

5 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ክሳብ 04/02/2013ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ቢሮ ቁፅሪ 6 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ክዕድጉ ይክእሉ

6 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ድማ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከቡሉ 05/02/2013ዓ/ም ሰዓት 6፡00ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት8፡00  ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ  ፃዕዳ እምባ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ይክፈት

7እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 47 03 78