ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘለዋ ንብረት /ግልጋሎት/ ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ ዉዕሊብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም መስከረም 9, 2013 05:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም መስከረም 9, 2013 05:02 ጥዋት
  • ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና/
  • Print
  • Pdf

ናይ ዉሽጢ ኤክስቴሽን ስልኪ ፅገናን ኣድላዩ ዝኮኑ ድማ ቦታ ናብ ቦታ ምቅይያር

ፅገና ፋክስን ኣድላዩ ኣብ ዝኾነሉ ድማ ቦታ ናብ ቦታ ምቅይያርን

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 09/01/2013ዓ/ም ሰዓት5፡00 ቅ/ሰዓት

3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅርን ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ዘቅርብ

4 እቲ ኢንተርፕራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 67 27

መመለስ
የጨረታ ምድብ