https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12533
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘለዋ ንብረት /ግልጋሎት/ ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ ዉዕሊብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 9, 2013 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 9, 2013 05:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና/

ናይ ዉሽጢ ኤክስቴሽን ስልኪ ፅገናን ኣድላዩ ዝኮኑ ድማ ቦታ ናብ ቦታ ምቅይያር

ፅገና ፋክስን ኣድላዩ ኣብ ዝኾነሉ ድማ ቦታ ናብ ቦታ ምቅይያርን

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 09/01/2013ዓ/ም ሰዓት5፡00 ቅ/ሰዓት

3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅርን ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ዘቅርብ

4 እቲ ኢንተርፕራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 67 27