ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም 1ይ ዙር ዕደጋ ኣገልግሎት ነቲ ሆስፒታልና ግልጋሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ሕክምና ብውሱን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ሐመራ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:150.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 04:30 ጥዋት
  • ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
  • Print
  • Pdf

1 ሰነድ ዋጋ 150 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ርን ቢሮ ቁፀሪ 163 ካብ 05/13/2012ዓ/ም ክሳብ 21/01/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00 እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ

2 እቲ ጨረታ ካብ 22/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-481035 / 0011 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ።

መመለስ
የጨረታ ምድብ