https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12459
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም 1ይ ዙር ዕደጋ ኣገልግሎት ነቲ ሆስፒታልና ግልጋሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ሕክምና ብውሱን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ሐመራ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ሰነድ ዋጋ 150 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ርን ቢሮ ቁፀሪ 163 ካብ 05/13/2012ዓ/ም ክሳብ 21/01/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00 እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ

2 እቲ ጨረታ ካብ 22/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-481035 / 0011 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ።