ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ስእሊ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ፣ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑ፣ ናይ በርን ሞስኮትን ምስትዋት፣ ናይ ሶፋን መጋረጃን ጨርቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 11, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 11, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ህንፃ መሳርሒ/ ፓምፕ ትቦ ፣ kama generoter/፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 26, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 26, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ ቶዮታፒክ ኣፕ ፣ ፓራዶ መኪና ናይ መኪና ጎማ ፣ ስፔር ፓርትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 25, 2012 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 25, 2012 11:03 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዓዲ ሕርዲ ዛሬማ ግድብን ኣብ ማይ ሑመራ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘገልገሉ ባዶ በርሚል፣ ብጠጠዉ ዘሎ ቆርቆሮ ገዛ ምስ ፅንፀይቱ፣ ቁርፅራፅ ቴንዲኖ፣ ናይ መኪና ባትሪ፣ ዘገለግለ ናይ መኪና ስፔር ፓርት፣ ጎማን ካልኦት ዝተፈላለዩ ንብረታትን ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 24, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 24, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 200,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ 2012ዓ/ም ኦዲት ክግበር ስለዝደለየ ሕጋዊ ኦዲት ፍቃድ ንዘለዎም ዉልቀ ሰባት ይኹን ድርጅታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝተቀመጠ ዝርዝር መሰረት መሊእኩም ንክተቅርቡ ነተሓሳስብ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 29, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 29, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ክልል ትግራይ ብ/ክ/መ/ትግራይ ዝተፈላለዩ ኪክዊንስ /Quick Wins/ ፣ ኣንፈት ሓበርቲ ናይ ጠረፔዛ ማይካን ፣ ናይ ቤት ዕዮ ራእይን ልእኩን ዝገልፅ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 21, 2012 5:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 21, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ዝተመረፃ 2ተ ወረዳታት ንቃል ኪዳን ሶቆጣ ዲክለሬሽን ፕሮግራም ጉጅለ መተሓባባርቲ ትዉዕል ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 22, 2012 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 22, 2012 10:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዓይነት ዝተፈለለዩ መጠን ዘለዎም ፍርናሽ ብጨረታ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 28, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 29, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ዓይነታት ፈርኒቸርን ስፔር ፓርትን / ብሮጅስቶን ጎማ ፣ ካላማደርያ በዝሒ 05/ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 25, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 25, 2012 9:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/