ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣቅሑት መኪና ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 19, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 19, 2012 3:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ በዓል 23 ገፅ ብክል ገፅ ፅሑፍ ዘለዎ ፍሊፕ ቻርት ክተወዳድር ስለ ዝደለየት ፡-

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 26, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 27, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 20, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 20, 2012 3:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ደረቕ ፅዕነት /ሲሚንቶ ምጉዓዓዝ ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ከገዝእ/ ከጋዓዕዝ/ ስለዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 20, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 20, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሶላር ኤሌክትሪካል ስፒከር ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ስለዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 20, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 20, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ መኪና ስፔር ፓርት መለዋወጢ ኣቅሑት ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ስለዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 20, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 20, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረታትን ናይ ዝተፈላለዩ ቀበሌታትን ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን ማለት እዉን NDP ብምሕማም ኮሮና ቫይረስ ምክንያት ብዝወፀ ህፁፅ ኣዋጅ ተናዊሒ ምንባሩ ዝፍለጥ ኮይኑ ከም ዝስዕብ ተስተካኪሉ ኣሎ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 20, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 20, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምልላይ ኣቁሑታት/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ነገራትን ፣ ናዉቲ ቢሮ ፣ ኣቅሑት መለዋወጥን ጎማን መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 30, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 30, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

መቐለ ሆስፒታል ቆርቆሮ ገዛ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 16, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 16, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኹሓ ሆስፒታል ኣብ 2012ዓ/ም ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ዓይነታት ናዉቲ ሕክምናን መድሓኒታትን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 29, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 29, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/