ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ስእሊ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ፣ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑ፣ ናይ በርን ሞስኮትን ምስትዋት፣ ናይ ሶፋን መጋረጃን ጨርቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም::

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 11, 2012 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 11, 2012 3:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ህንፃ መሳርሒ/ ፓምፕ ትቦ ፣ kama generoter/፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 26, 2012 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 26, 2012 4:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ ቶዮታፒክ ኣፕ ፣ ፓራዶ መኪና ናይ መኪና ጎማ ፣ ስፔር ፓርትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 25, 2012 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 25, 2012 11:03 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ክልል ትግራይ ብ/ክ/መ/ትግራይ ዝተፈላለዩ ኪክዊንስ /Quick Wins/ ፣ ኣንፈት ሓበርቲ ናይ ጠረፔዛ ማይካን ፣ ናይ ቤት ዕዮ ራእይን ልእኩን ዝገልፅ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 21, 2012 5:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 21, 2012 8:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ዝተመረፃ 2ተ ወረዳታት ንቃል ኪዳን ሶቆጣ ዲክለሬሽን ፕሮግራም ጉጅለ መተሓባባርቲ ትዉዕል ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 22, 2012 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 22, 2012 10:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዓይነት ዝተፈለለዩ መጠን ዘለዎም ፍርናሽ ብጨረታ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 28, 2012 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 29, 2012 9:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ዓይነታት ፈርኒቸርን ስፔር ፓርትን / ብሮጅስቶን ጎማ ፣ ካላማደርያ በዝሒ 05/ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 25, 2012 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 25, 2012 9:02 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/