ንሐፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት በቢ ዝምልከቶም ዘፈር ዓዉደ ስራሕ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 7, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም መጋቢት 21, 2016 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም መጋቢት 21, 2016 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ነቲ ቤት ፅሕፈት ንግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 7, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 8,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም ምጥንኻር ስርዓት ምግቢ (FSRP ) ብዝተረኸበ ባጀት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ዕ/መሳርሒ ኣቑሑት ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈሩ ብቑዓትን ሕጋዊ መቕረብቲ ብዋጋ መቕረቢ /ፕሮፎርማ/ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 03:45 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓ/ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ 2016 በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሕት /ንብረታት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡-

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ን2016 ዓ/ም ካብ ዝተመደበ በጀት ንኣባላት ፖሊስ ዝኸውን ጫማ ፤ ኮበርታ፤ ኣንሰላ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ናይ ሕትመት ስራሕቲ ሰነዳት ከሕትምን ስለ ዝደሊ ዝምልከተኩም ኣካላት ንክትወዳደሩ ይዕውዕ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 03:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሎት ዝተፈላለየ እዩ።
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ዝተፈላለዩ ውልቀ ናውቲ ዓይነታት ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መግቢ ዓይነታት ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ጣፍ ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።