Daughters of Charity (Doc) desires to construct kitchen in 159 schools of 11 weredas.

  • የተለቀቀበት ቀን: Saturday 21st, September 2024 12:00 pm (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 01st, October 2024 2:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 01st of October 2024 3:00 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ House & Building Construction/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንስራሕቲ ፕሮጀክት ተገልግል ሓንቲ ሞተር ሳይክል ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 11, 2017 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 14, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 15, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብ ዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 11, 2017 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 24, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 24, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 13, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 13, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ስካነር ማሽን ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 13, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 13, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝውዕል ባልትና ብግልጺ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 23, 2017 2:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 23, 2017 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኮምሺን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ፅገና ገራጅ ብጨረታ አወዳዲሩ ከፀግንን ከስርሕን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 24, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 25, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/ ፅገና ማሽነሪ/

ኢንተርፓራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ንበጀት ዓመት 2017 ዓም ዘካይዶም ናይ ህንፀት ፅገና ስራሕቲ መንገዲን ግልጋሎት ቨዝዉዕሉ ሐደ ዝተፈላለዩ ከበድቲ ማሽናትን መኪናታትን ንክካረይ : ክልተ ኮንስተራክሽን ማተሪያል ንምዕዳግ : ሰለሰተ ደንቢ ልብስ ወይ እዉን ደንቢ ክዳን ንምዕዳግ : ኣርባዕተ ኣቁሑት ፅሬትን ናይ ታኒካ ዕሹግ ፀባን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 25, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 25, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ፈርኒቸር ፅገና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ናይ ዓመት ውዕለ ኣሲሩ ፅገና ክፅግን ስለ ዝደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 20, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 20, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ግሪን ኢትዩጰያ ብዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክልድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 23, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 23, 2017 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/