ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር ኣብ መቐለ ላጪ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ናይ ሰራሕተኛታት ካፌቴርያ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቋሕታት ንዘማልኡ ተጫረቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 1, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 1, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካፌን ሬስትራንትን/

ድርጅታችን የኢትዮጵያ የባሕር ትራንስፖርት እና ሎጂስቲክስ የመቸስ ወደብና ተርሚናል ቀለቤታችን ለ2017ዓ/ም በጀት ከተያዘ የማሽሪ እቃዎች በጨረታ አወዳደሮ ለመግባት ስለፈለገ ነህ በታች የተዘረዘሩ መለኪያዎች ዋጋ ሞልታችሁ እንድትልኩልን በትህትና እናሳውቃለን፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ መስከረም 15, 2017 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 27, 2017 5:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 27, 2017 8:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2017 በጀት ዓመት ካብ UNDP በጀት /Peace Support Facility/ (PSF) ናይ ፈርኒቸር ኣቑሑት ንምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡ ስለዚ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 28, 2017 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 28, 2017 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ብሁዑዕ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 16, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 17, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ግለት ማይ ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና መስመር ማይ ካብ መደብር ድልድል እስካ እንዳኣቡነ ኣረጋዊ መስተለኛ ናይ ብየዳ ስራሕ ፕሮፎርማ ኣዳዲሩ ክስርሕ (ይ)ስለ ዝደሊ ኣብ ኣብዚ ጨረታ ትወዳደሩ ትደልየ ነ'ዶ ዝስዕብ ትኣ ክማልእ ይግባእ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 17, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ እንትጮ ኣብ ናይ 2017 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝር ዝዕደጉ ንብረታት ናይ ፕላምፒንግ /ባንባ ኣቁሑን/፣እሌክትሪኒክስ ኣቁሑን ፅሕፈት መሳርሕን ኢለትርክ ኣቁሑን ኮይኖም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 28, 2017 6:05 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: እንደርታ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 28, 2017 8:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

እብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝዉዕል ናይ ሓለዋ መፈተሸ ሰንሰር ማሽን ፕሮፎርማ ጨረታ ብምልጣፍን ብምብታን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 20, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 20, 2017 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

እብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝዉዕል ናይ ሓለዋ መፈተሸ ሰንሰር ማሽን ፕሮፎርማ ጨረታ ብምልጣፍን ብምብታን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 20, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 20, 2017 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሓወን ኣብ ዓመት 2017ዓ/ም ንናይ ከተማና መሰረተ ልምዓት ካልኦት ግልጋሎት ትውዕል ሻንቱ ዶዘር SD32 ማሽን ዝዓይነታ ንብረት ክፅግን ስለ ዝደለየ ነዚ ንብረት መፀገኒ ዝከውን ንብረት ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 23, 2017 8:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 23, 2017 8:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 1,000
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ትልምን ፋይናንስን ንናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ኣቑሕት /እስፔር ፓርት/ Toyota ሞዴል ዘZ-79 ዝዓይነታ ኣወዳድሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋውያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 17, 2017 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 17, 2017 9:05 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/