2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ-ሓ ኣብ 2016ዓ/ምብናይ ውሽጢ ኣታዊ በጀት ዝዝዕደጉ ናውቲ ፅሕፈት መሳርሕን ናውቲ ፅሬት መሕለውን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ዝግዝኡ ንብረታት ከምዝስዕብ ቐሪቡ ኣሎ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 21, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰንበት ሰነ 23, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰንበት ሰነ 23, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ CRG ብዝረኸቦ በጀት ንወረዳታት ፃዕዳ-እምባን ታሕታየ ቆራሮን ንመስተ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መቀያየሪ | አቁሑት ኣፍሪዴቭ ሃንድ ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 21, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሓምለ 5, 2016 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሓምለ 5, 2016 03:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ እስተሽነሪ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብ ዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያንነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 20, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሓምለ 4, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሓምለ 4, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 20, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ሰነ 22, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ሰነ 22, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ቀዳማይ ናይ ስቲድዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ካልኣይ ናይ ላፕቶፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 20, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሰነ 27, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሰነ 27, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለየ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ከዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 20, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሰነ 28, 2016 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሰነ 28, 2016 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

The Women Association of Tigray (WAT) Wants to rent a vehicle /car. Thus,

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 26th, June 2024 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 02nd, July 2024 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 02nd of July 2024 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Vehicle Rent/

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ እዞም ዝስዕቡ ፅሕፈት መሳረሒ/ዶክመንቴሽን/፣ ናይ ስልጠና ኣቁሑት ፣ናይ ህፃናትመግቢ ፣ናይ ዓበይቲ መግቢ ጨረታ ዓይነታት ብጨረታ ክትዕድግ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 19, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሰነ 28, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሰነ 28, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔርን ጎማ መኪናን ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክንገዝእ ንደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 19, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሰነ 21, 2016 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሰነ 24, 2016 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

Messebo Cement Factory PLC. (MCF PLC) invites eligible bidders for the supply of 13 units of Vehicles

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 26th, June 2024 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Thursday 18th, July 2024 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Thursday 18th of July 2024 10:15 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ Car Spare Part/