ማሕበር ህንፃ መሳርሒ ፅንዓት ዕዳጋ ማእኸል B+G+7 3D ን ስትራክቸራል ዲዛይንን ክሰርሕ ስለዝደለየ ደረጃ ኣርባዕተን ልዕሊኡን ዝኾንኩም ኣማኸርቲ ነዞም ዝስዕቡ ረቛሕታት እተማልኡ ተረትት ክትሳተፉ ንዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 4, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሓምለ 12, 2016 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሓምለ 12, 2016 03:35 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

Daughters of Charity (Doc) desires to purchase of Bread

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 11th, July 2024 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 16th, July 2024 2:30 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 16th of July 2024 3:00 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Food Items Supply/

ጥምረት ኤች.ኣይ. ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ብትእዛዝ ናይ ሕጊ ኣካል፤ ከም ኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ 2020 ክሳብ 2023 ብገለልተኛ ናይ ደገ ኦዲተር ናይ ሒሳ ናይ ንብረትን ኦዲት ኣግቢሩ ከቕርብ ትእዛዝ ስለዘተውሃቦ፤ ቐፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት ዘማልኡ ተወዳደርቲ ክሳተፉ ይዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 4, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሓምለ 9, 2016 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሓምለ 9, 2016 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

SENEthiopia invites all eligible suppliers to bid for the supply of assistive device and appropriate learning materials.

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 11th, July 2024 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Monday 15th, July 2024 2:30 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 15th of July 2024 3:00 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Books & Education Materials/ Electrical Equipment & Accessories/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ብመደብ ተጠቂሶም ዘለዉ ግልጋሎትን ኣቅሑትን (መደብ ሐደ ናይ ኣክሲረይ ማሽን መለዋወጢ ኣቅሑት: መደብ ክልተ ሰኩሪቲ ካሜራ ዕድጊት ገጠማን : መደብ ሰለሰተ ናይ ኤሌክተሪክ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሓምለ 1, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሓምለ 15, 2016 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሓምለ 15, 2016 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ዝተፈላለየ መጠንን በዝሕን ዘለዎም ስሚንቶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም፦

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 28, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሓምለ 8, 2016 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሓምለ 8, 2016 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ዝተፈላለየ መጠንን በዝሕን ዘለዎም ሓሸዋን ፀፀርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም፦

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 28, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሓምለ 8, 2016 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሓምለ 8, 2016 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ፥ ዝተፈላለዩናይ ፕሪንተርን ፎቶ ኮፒን ቀለም ን ማርከርን፣ናይ ፅሬት ኣቑትን ፥ናይ መንደቅ ቀለም ፥ ዘገልገሉ ቀወምቲ/ፈርኒቸር/ኣቑሑት ፥ ዘገልገሉ ኮምፒዩተርን ፕሪንተርን ፥ ናይ መኪና ባትሪ ካልኦት ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 28, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሓምለ 4, 2016 04:15 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሓምለ 4, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፅሬት መሳርሒን ካልኦትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 28, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰንበት ሰነ 30, 2016 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰንበት ሰነ 30, 2016 08:35 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/