Dera and its Surroundings and Development Association (DISDA) invites all eligible External Auditor for DISDA and HOPE-Ethiopia Project Audit service

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 19th, December 2024 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Saturday 21st, December 2024 4:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 23rd of December 2024 4:00 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ Auditing Related/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ሪግ ማሽን መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 14, 2017 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 14, 2017 4:40 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣለነ እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 14, 2017 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 14, 2017 6:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ጎማን ኮንፎርትን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 14, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 15, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ፔንቴክ ትሬዲንግ ኣክስዮን ማሕበር ናይ ሕሉፍ በጀት ዓመታት ማለት እውን ካብ ሓምለ 01, 2011 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30 2016 ዓ/ም ዝነበሩ ናይ ትካልና ናይ ሒሳብ ምንቅስቃሳት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ሙሉእ ኦዲት Full Audit ከግብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ናይ ደገ ኦዲተራት ንክትሳተፉ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 16, 2017 9:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 16, 2017 10:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ርፋይናንስን ወረዳ ሱቡሓ ሳዕሲዕ ንቤት ዕዮ ዘፈር ተጠቃምነት ግልጋሎት ዝውዕል ካብ UNFPA ዝተመደበልና በጀት ናይ ደቂ ኣንስትዮ መናፀሂ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕርፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 13, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሱቡሓ ሳዕሲዕ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 13, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ርፋይናንስን ወረዳ ሱቡሓ ሳዕሲዕ ንቤት ዕዮ ዘፈር ተጠቃምነት ግልጋሎት ዝውዕል ካብ UNFPA ዝተመደበልና በጀት ናይ ዝተፈላለዩ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕርፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 13, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሱቡሓ ሳዕሲዕ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 13, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ርፋይናንስን ወረዳ ሱቡሓ ሳዕሲዕ ንቤት ዕዮ ዘፈር ተጠቃምነት ግልጋሎት ዝውዕል ካብ UNFPA ዝተመደበልና በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕርፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 13, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሱቡሓ ሳዕሲዕ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 13, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ርፋይናንስን ወረዳ ሱቡሓ ሳዕሲዕ ንቤት ዕዮ ዘፈር ተጠቃምነት ግልጋሎት ዝውዕል ካብ ዘል ዝተመደበልና በጀት ናይ ደቂ ኣንስትዮ መናፀሂ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕርፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 13, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሱቡሓ ሳዕሲዕ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 13, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ኣብ ስፖርት ኮሚሽን ክ/ትግራይ ኣትሌቲክስ ፌደሬሽን ኤለክትሮኑክስን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 12, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 12, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/