ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ካብ ናይ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ፕሮግራም PSAP5 በጀት ዝክፍል ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ገጠር ወረዳ ታሕታይ ኣደያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ: ኣቀሑት ፅሬትን :መለዋወጢ ኣቅሑት ማይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 30, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 6, 2017 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 6, 2017 10:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,100.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከ/ስ/ፅ/ፅ/ሓ/ል ናይ መኪና ጎማን ባትሪ አቅሑትን ናል ቤት ፅሕፈት ልምዓት ዳአንቲ ማኒፋክቸሪይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡:

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 29, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 1, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 1, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቁሑት ፣ ናይ ፖሊትን ትዩብ(ናይ ፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ሕርሻ)፣ ንዝርግሐ ማይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ትቦታትን መገጣጠሚኦምን (HDPE & Fittings) ን ናይ እንስሳት መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 29, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 16, 2017 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሳ-ፃ-እምባ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 16, 2017 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ብቢ ሎቲ ይፈላላ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ኣብ ትግራይ ክልል ግዚያዊ መንግስቲ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንከዋሽ ፕሮግራም ግልጋሎት ዝውዕል ናይ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 29, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 20, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 20, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

CARE Ethiopia Invitation to Bidders for Rental of light vehicle for Tigray region.

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 07th, January 2025 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Thursday 16th, January 2025 5:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 30th of November -0001 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Vehicle Rent/

የኢትዮጵያ ልማት ባንክ መቐለ ዲስትሪክት ለሰጠው ብድር አመላለስ በዋስትና የያዘውን ንብረት በተሰጠው ስልጣን መሠረት በጨረታ ለመሸጥ ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ታኅሣሥ 29, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥር 26, 2017 3:50 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 25%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/ ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ/

ቤት መዘጋጀ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት ኣብ 2017 ዓም ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ምዕባለ ዳመምህር ወልደ ገብርኤል ናብ ሩባ ብዕደጋ ቁፅሪ ዓድዋ /CW/DRN/03/17 ናይ መንደቅ ተፋሰስ ማለት ማስነሪ ድሪነጅ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 28, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 20, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 20, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

Tigray Agriculture and Natural Resource Bureau invites sealed Bids from eligible and qualified bidders for procurement of Material Support Supply for Tree & phorage Nursery & Material Support Supply for Integrated Soil & Water Conservation

  • የተለቀቀበት ቀን: Saturday 04th, January 2025 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Monday 24th, February 2025 9:30 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 24th of February 2025 10:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: Different per lot
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ Agricultural Services/ Agricultural Raw Material/ Agricultural Machinery and tools/ Electro-Mechanical Products and Services/

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 25, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 1, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 1, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/