ማሕበር ልምዓት ትግራይ ባኒ መስንክቲ መሽን (Oven) ምስ ሙሉእ ፓኬጅ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 14, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 27, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 28, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 6,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

አብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ንከይዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር፤ናይ ፅሬት ኣቁሑት፤ፃባ፤ናይ ሚንባስ/መኪና/ክራይ ን2017በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ግልጋሎት ክረክብን ስለዝደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 14, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 23, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 23, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ዩኒሰፎ ብዝተረከበ በጀት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል ሳፕ መርሲቪል ፓምፕን :ሲዊች ቦርድ : ባይፕስን ፊቲንግን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 1, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 1, 2017 3:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ናይ ከተማ ሸራሮ ማይኒ ሐፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ናይ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንሆስፒታልና ዝዉዕል መድሓኒት ናዉቲ ህክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 27, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 27, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ቀዳማይ ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 26, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 27, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ካብ 13/3/2017 ዓም ክሰብ 26/7/2017 ዓም አብ ዘዉፀኦ ሌዝ ጨረታ መሬት ቁፅሪ 71 ንመንበሪ ንንግዲ ንሆቴልን ንመዉዓሊ ህፃናትን ዝዉዕሉ ብጠቅላላ 204 ቦታታት አወዳዲሩ ብሊዝ ከመሓላልፍ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 27, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 27, 2017 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መሬትን ሊዝን/

ቤት ፅሕፈትና ንዞባ ደቡብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቀዋሚ ንብረት : ኤሌክትሮኒክስ: ሕትመት: ፅሕፈት መሳርሒ: ኣናእሸተይ ኣቅሑትን :ፅሬት ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 25, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 25, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ንፅሕፈት መሳርሒ 6000 : ንቀዋሚ ንብረት ኤሌክትሮኒክስ ሕትመት ኣናእሸተይ ኣቅሑት ፅሬት ኣቅሑትን 3000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤ/ፅ/ኣ/ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ናይ ከተማ ቦታ ብሊዝ ንምትሕልላፍ ብዝተቀመጠ አዋጅ ቑፅሪ 721/2004 አንቀፅ 8 ንኡስ አንቀፅ 1 ኣብ ፊደል ተራ ቑፅሪ ካብ 'ሀ' ክሳብ ሠ ብዝተዘርዘረ መሰረት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎታት ንመንበርን፣ንግድን ሆቴልን ኣፀደ ህፃናትን ጠቕላላ 204 ዝተዳለወ ቦታታት ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ንምትሕልላፍ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 27, 2017 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 27, 2017 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: ንመንበርን ኣፀደ ህፃናትን ትወዳደሩ ብር 3500.00 ከምእውን ንንግድን ሆቴልን ትወዳደሩ ብር 4000.00
  • የጨረታ ምድብ መሬትን ሊዝን/

በኢትዮጵያ የግብርና ስራዎች ኮርፖሬሽን መቐለ ቅርንጫፍ የሚገኙ የተለያዩ የምግብ እህልና ብጣሪ በጨረታ መሸጥ ይፈልጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ኅዳር 13, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ኅዳር 17, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኅዳር 17, 2017 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

Save the Children Tigray area Office, Mekelle (TAO) invites all eligible suppliers to bid for the supply and installation of solar PV electrification system at Ahsea, Jira and Semema.

  • የተለቀቀበት ቀን: Friday 22nd, November 2024 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Friday 06th, December 2024 9:30 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Friday 06th of December 2024 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ Electrical Equipment & Accessories/ Electro-Mechanical Products and Services/