ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ጣብያ ኣዲስ ኣለም ዝርከብ ብሽም ኣፈ/ከሳሲት ፦ ወ/ሮ መሰረት ተ/ሃይማኖት ኣፈ/ተኸሰስቲ ፦ 1. ኣይተ ያሬድ ሙሉጌታ 2. ኣይተ ኣብርሃም ሽቛር መንጎ ብዘሎ ክትዕ ኣፈፃፀም ብጨረታ ክሽየጥ ስለዝኾነ ተጫሪቱ ክዕድግ ዝደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 18, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 18, 2017 6:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ቤ/ዕ ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ኣበርገለየጭላ ናይ ህንፃ መሳርሒ ናይ ዝተፈላለዩ ቤ/ዕታት ብፕሮ ፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ/ክዕድግ/ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 8, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 15, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: የጭላ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 15, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ን2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ብርክት ዝበለ ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ይደሊ በዚ መሰረት ናይ መኪና ጎማ - ክንዕድግን ካብ ሕጋውያን መቕረብቲ ብዘርፍ ዝተመዝገቡ ብ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ብምእሳር ክዕድግን ግልጋሎት ክንረክብን - ስለዝደለዮ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 8, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 22, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 22, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ብሁፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም”

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 8, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 11, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 12, 2017 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ስለዝደለየ ተጫረቲ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 8, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 19, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 19, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፈሳሲን ከተማ ኣፅቢ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕልን ቆፀርትን ካልኦት ንናይ መስመር ፅገና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲን ቼድፒኦ ትፖ መገጣጠሚን ኣቅሑት :መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ኢድን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 8, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 23, 2017 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 23, 2017 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ኣጋኣዚ ዓዲግራት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 8, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 12, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 12, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጎላዕ ከተማ ኣፅቢ ወንበርታ ን2017 በጃት ዓመት ንትካሉ አገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :ናይ ማይ ዝርገሐ ዘገልግሎ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 8, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 22, 2017 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣጉላዕ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 22, 2017 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢ ሎቱ 30000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/