ንክልኣይ ግዜ ዝወፀ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር መስመራት ማይ ቡንቦ ሻወርን ሽንት ቤትን ንምፅጋን ዘድልዩ መለዋወጢ ኣቅሑት ብምቅራብ ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሮም ክሰርሑ ዝደልዩ ትካላተ አወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 6, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 18, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 18, 2017 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 6, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 18, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 18, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ሕውየትን እግሪ ምትካል ጉዱኣት ኲናት ሰራዊት ትግራይ ናይ ምግቢ እታወታት ብግልፂ ጨረታ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 6, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 10, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 10, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ብቡ ሎቱ ዝተፈላለየ አዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ናይ ሞባይልን ኔክማይክ ብግልፂ ጨረታ እወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 6, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 19, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 19, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንኸሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንምግዛእ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 04/03/2017ዓ.ም - 16/03/2017ዓ.ም ካብዚ ንተታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቃሕታት ዝተማልኡ ነጋዶ ይዕድም ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 6, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 16, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 16, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ንኹለኹም ሕጋውያን ነጋዶ፣ ኣርምና ኣርሚ 50 እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ፅገና ኣቑሑት ብግልፂ ረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 5, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 9, 2017 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 9, 2017 8:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላለዩ ተሃነፅቲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 5, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 10, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 10, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/

ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ን 2017 ዓ/ም ዘበነ ትም/ቲ ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ፅሕፈ መሳሪሒ ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 5, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 11, 2017 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 11, 2017 8:20 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

መቐለ ዩኒቨርስቲ የተማሪዎች መኝታ ክፍል የመድሃኒት ርጭት አገልግሎት ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ኅዳር 5, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ኅዳር 24, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኅዳር 24, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 200,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ መድሓኒት ምህርቲ/