ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 27, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 27, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓዲጉደም ናይ ኤሌክትሪክ ኬብል(ገመድ)ን ቁርፅራፅ ሓፂንን ዘገልገለ ትቦን ብግልፂ ጨረታ ክሸጥ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 2, 2018 6:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 2, 2018 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 6,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክንገዝእ/ ንደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 20, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 20, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ዳይሬክቶሪት ዳይሪክተር ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ናይ ፋይናንስ ኦፊስ ቢንች ወይ ድማ ባንኮኒ ንምስራሕ ስለዝደለየ ናይ ዉድ ዎርክ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2018 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 28, 2018 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 28, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

ኢንስቲዩቲት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንአገልግሎት ቤት ዕዩ ዝዉዕላ ክልተ ሃርድ ቶፕ መኪና ክካረ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2018 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 21, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 21, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/

ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣብይቲ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ማለት እዉን ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድድ አለዎ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2018 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 28, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 28, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

በኢትዮጵያ ጉምሩክ ኮሚሽን መቀሌ ቅርንጫፍ ጽ/ቤት መጋዝን የሚገኙትን እቃዎች ማለትም የመኪና መለዋወጫዎች ፤ ፕላስቲክና የፕላስቲክ ውጤቶች ፤ የንፅህና መጠበቅያዎች እንዲሁም ሌሎች ልዩ ልዩ እቃዎች በጨረታ ኣወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ ጥቅምት 15, 2018 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምት 25, 2018 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምት 25, 2018 7:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንተምሃሮ ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ፍርናሽን ካልኦት አቅሑትን ብጨረታ ከወዳድር ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 24, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 25, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /