ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ንናይ ማእከል ምርምር ሽረ ማይ ፀብሪ ሲት ላብራቶሪ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ክዕድግን ጣዉላ ማዕፆ ብዝወፀ ዲዛይን መሰረት ስራሕቲ ምስ ትራንስፖርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 16, 2018 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 27, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 27, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

ዋግዋጎ ትሬዲንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር መቐለ ኣብ ዝርከብ ዋግዋጎ ትራንስፎርመር ፋብ ከባቢ 350 በዝሒ ናይ ዘይቲ መትሓዚ ባዶ በርሚላት ንሕጋውያን ነጋዶ ብመልክዕ ግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 15, 2018 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 27, 2018 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 27, 2018 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ንዝተፈላለዩ ሕትመታት ዝውዕል PVC Card ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 15, 2018 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 28, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 28, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ደሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ናይ ስፔር ፓርቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 15, 2018 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 21, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 21, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

መቐለ ዩኒቨርስቲ የወርክሾፕ እቃዎች ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 15, 2018 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 17, 2018 9:39 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 17, 2018 9:40 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ኣብ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቛርን ልቛሕን ዕዳጋ ቐዳም ናይ 2017 በጀት ዓመት ሒሳብ ምንቅስቃስ/ፋይናንስ ስራሕቲ / ብሕጋወያን ኦዲተራት ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 15, 2018 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 24, 2018 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ Pipe ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 15, 2018 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 19, 2018 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 19, 2018 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየት᎓᎓

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 14, 2018 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 21, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 21, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

Adigrat University Invites Eligible Bidders for the Procurement of STATIONARY

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 23rd, September 2025 12:00 pm ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Friday 03rd, October 2025 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Adigrat
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Friday 03rd of October 2025 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 400,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Stationery Supplies/

አክሱም ዩኒቨርሲቲ የምግብ ቤት ማሽኖች መለዋወጫ እቃዎች ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ መስከረም 14, 2018 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 15, 2018 4:38 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 15, 2018 4:39 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/