የጨረታ ማስታወቅያ
Back
የጨረታ ማስታወቅያ
የግልፂ ጨረታ
የፕሮፎርማ ጨረታ
የጨረታ ምድብ
የጨረታ ደረጃ
Back
ኣካባብያዊ
ክልላዊ-ኣቀፍ
ሃገራዊ-ኣቀፍ
አለምአቀፍ
በ ኩባንያ
ጨረታ ቦታ ኣድራሻ
ሁሉም ጨረታዎች
ስለኛ
ኣድራሻችን
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍያ
ይመዝገቡ
ግባ
amharic
Tigrigna
English
የጨረታ ማስታወቅያ
የግልፂ ጨረታ
የፕሮፎርማ ጨረታ
የጨረታ ምድብ
የጨረታ ደረጃ
ኣካባብያዊ
ክልላዊ-ኣቀፍ
ሃገራዊ-ኣቀፍ
አለምአቀፍ
በ ኩባንያ
ጨረታ ቦታ ኣድራሻ
ሁሉም ጨረታዎች
ስለኛ
ኣድራሻችን
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍያ
ይመዝገቡ
ግባ
amharic
Tigrigna
English
ጨረታዎች
በሁሉም ቋንቋዎች
ኣዳዲስ ጨረታዎች ማስታወቅያዎች በትግራይ
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 03:30 ጥዋት (
ተዘጋ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 03:32 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
የጨረታ ዓይነት: የግልፂ ጨረታ
የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
ተጨማሪ አንብብ
ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ
የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 16, 2013 04:00 ጥዋት (
ተዘጋ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 16, 2013 04:30 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
የጨረታ ዓይነት: የግልፂ ጨረታ
የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተጨማሪ አንብብ
ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቃሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም
የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 03:30 ጥዋት (
ተዘጋ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 04:00 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
የጨረታ ዓይነት: የግልፂ ጨረታ
የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
ተጨማሪ አንብብ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ቀይሕ ጣፍ 13 ኩንታል ½ / ዓሰርተ ሰለስተ ኩንታልን ፈረቓን/ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ፡-
የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 06:00 ጥዋት (
ተዘጋ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 09:30 ከሰአት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
የጨረታ ዓይነት: የግልፂ ጨረታ
የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /
ተጨማሪ አንብብ
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ማይ ቢል ሶፍትዌር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2013 08:10 ከሰአት (
ተዘጋ
)
ቦታ: ማይጨዉ
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2013 08:20 ከሰአት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:10,000
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
የጨረታ ዓይነት: የግልፂ ጨረታ
የጨረታ ምድብ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/
ተጨማሪ አንብብ
ማሕበር ደ/ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቀ/ወያነ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ማሕበርና ዝኮነ ብሴቶች ቤት ብልዒ ዝፍለጥ ብደቡብ መንገዲ ብምዕራብ ኣስፋልት መንገዲ ዝዋሰን ጎኒ ሚላኖ ዝኮነ ዘሎዎ ክፈቲ ቦታ ስፍሓቱ 3249ሜ2 ዝኮነ ብግዝያዉነት ሰሪሖም ንባህላዊ ኣዳራሽ ቤት ብልዒ ፣ መናፈሻን ተዛመድትን ንግዲ ግልጋሎት ሰሪሖም ክጥቀሙ ንዝደልዩ ስራሕቲ ን 3 ዓመት ክተካሪ ስለ ዝደለየት ንተጫረቲ ትዕድም
የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 2, 2013 08:30 ከሰአት (
ተዘጋ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 2, 2013 09:00 ከሰአት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:10,000
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
የጨረታ ዓይነት: የግልፂ ጨረታ
የጨረታ ምድብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/
ተጨማሪ አንብብ
መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ኩባንያ ዝተፈላዩ ዓቐን ዘለዎም ኣቅሑት መሳርሒ ማሽናት ከምኡ እዉን ጥረ ኣቅሑት ናዉቲ መዐቀኒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ብቅዓት ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ እተዘርዙ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳሩ ይዕድም
የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሕዳር 4, 2013 08:00 ከሰአት (
ተዘጋ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰንበት ሕዳር 6, 2013 08:30 ከሰአት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:100,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
የጨረታ ዓይነት: የግልፂ ጨረታ
የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/
ተጨማሪ አንብብ
ትካል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ዝተፈላለዩ ኣቅሑትን ኤሌክትሮድን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝርዝር ኣቅሑ ማይካ 220 *220 በዝሒ 6 ስክረዉ ኤም 5 ብ 25 ሚሜ በዝሒ 2 ሲልከን 12 ዌልዲንግ ሼልድ 10 አየር ኮንድሽነር ኮምፕረሰር ኦይልፎር ኣር 134 ኤ በዝሒ 25 ትሪትድ ሎክ 180 ስቶፕ ሊ 175 ሶንዶርሊንግ 1 ሚሜ በዝሒ 10 ሶልደሪንግ ቤስት በዝሒ 10 ሶልደሪልንግ ዋየር 1 ሚሜ በዝሒ 10 በነቲረቲንግ ኦይል 200 ኤሌትሪክ ኦኬ 2.5 ብ 350 በዝሒ 800፡ ኤሌክትሮድ ኦኬ 3.2 ብ 400 በዝሒ 753 ፣ ኤሌክትሮድ ኢ 6013 ፎርሚድ ስቲል 3.2 ብ350 ሚሜ በዝሒ 800 ፣ ኤሌክትሮድ ሆልደር 800 ኤኤም በዝሒ 16 ፣ ታየር ገጅ 12 ባር በዝሒ 4፣ ላፒንግ ኮምፓዉንድ በዝሒ 15
የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 04:00 ጥዋት (
ተዘጋ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 04:30 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
የጨረታ ዓይነት: የግልፂ ጨረታ
የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተጨማሪ አንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅራእ ወንበርታ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ መደበኛ በጀት ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ሕትመት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት /ፈርኒቸር/፣ ሞተር ሳይክል ፅገና መለዋወጢ ኣቅሑ /ስፔር/ እና መኪና መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ስፔር ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ፤
የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 30, 2013 04:00 ጥዋት (
ተዘጋ
)
ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 30, 2013 04:30 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
የጨረታ ዓይነት: የግልፂ ጨረታ
የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተጨማሪ አንብብ
ጽርሐ ኣርያም ቅዱስ ገብሪኤል ካቴድራል ናይ ቤተክርስቲያኑ መእተዊ ዋና በሪ ብ3ተ ኣንፈት ማለት ብደቡብ ፣ ብምብራቕ እና ሰሜን ኣንፈት ብዘመናዊ መልክዕ ንምስራሕ ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ሳኒተሪነ ኣቅሑት /ማተርያል/ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንክዕድግ ወሲኑ ኣሎ ስለዙይ ብዉሳኒኡ መጠረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት 13/02/2013ዓ/ም ጀሚሩ እስካብ ዕለት 21/02/2013 ዓ/ም ሰዓት 12፡30 ናይ ንጉሆ እትወዳደርሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ብዝዓሸገ ፖስታ ናብ ሰበካ ጉባኤ ቤት ፅሕፈት ብምእታዉ ክትወዳደሩ ከምትክእሉ እናገለፅና ብዕለቱ 21/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 1፡00 ናይ ንጉሆ ድማ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ጨረታ ይክፈት
የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
መዝግያ ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 21, 2013 07:00 ከሰአት (
ተዘጋ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ጥቅምቲ 21, 2013 07:02 ከሰአት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
የጨረታ ዓይነት: የግልፂ ጨረታ
የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተጨማሪ አንብብ
‹ First
Previous
238
239
240
241
242
243
244
245
246
247
248
Next
Last ›
የጨረታ ምድብ
ሶፍትዌርና ኔትዎርክ (23)
ሶፍትዌር ግዢ(7)
ዌብሳይት ሶፍትዌርን ማበልፀግ(6)
የኔትዎርክ ዝርጋታና ጥገና(10)
ኮንስትራክሽን (206)
የቤት/ህንፃ ግንባታ(122)
መንገድና ዲልድይ ግንባታ(10)
የውሃ ስራዎች(50)
የውሃ ጉድጋድ ቁፋሮናና የውሃ ስርዓት ተከላ(23)
ኤሌትክትሮኒክስና ኣይሲቲ እቃዎች (485)
ኮምፒተርና ተዛማች (99)
የኮምፒተር መለዋወጫ እቃዎች(116)
ኤሌክትሮኒክስ እቃዎችና መለዋወጫ(265)
የሂሳብ ኣያያዝና ኦዲት ማድረግ (61)
ኣካውንቲን ተዛማጅ(30)
ኦዲቲንግ ተዛማጅ(31)
ግብርና (167)
የግብርና ውጤቶችና ስራዎች(55)
የግብርና ጥሬ እቃዎችና ኣቅርቦት(6)
ግብርና መሺነሪ(44)
ፍሎራና ሆልቲካልቸር(53)
ፓልትሪ ቢና ኣኒማል ሃስባንደሪ(9)
የግንባታ እቃዎች (384)
የግንባታ ማሽነሪና እቃዎች(54)
የግንባታ ጥሬ እቃዎች(147)
የምህንድስና እቃዎች(55)
የቧንቧ እቃዎች እና መለዋወጫዎች(26)
የውሃ ምህንድስና የውሃና ማሽኖች እቃዎችና መሳሪያዎች(100)
ፅዳትና የንፅህና እቃዎች (202)
የንፅህና ፅዳት እቃዎች(179)
የንፅህና ፅዳት ግልጋሎት(20)
ማማከር (31)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትና ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ማማከር ስራዎች(5)
የህግ ማማከር ኣገልግሎት(0)
የትምህርት ነክ ማማከር ኣገልግሎት(2)
የምህንድስና ነክ ማማከር ኣገልግሎት(23)
የድርግት ማማከር ኣገልግሎት(0)
የኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ማማከር ኣገልግሎት(0)
የቋንቋ ትርጉም(1)
ትምህርትና ስልጠና (25)
ጤና ነክ ስልጠና(0)
መፃፍና የትምህርት ቁሳቁሶች(20)
ትምህርቲና ትሬይንግ(5)
የማሽከርከር ስልጠና ኣገልግሎት(0)
ኤሌክትሪካልና ኤሌክትሮ መካኒካል (342)
የኤሌክትሪካል እቃዎችና መለዋወጫ(123)
የመገጣጠምና መጠገን(17)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቃዎችና ኣገልግሎት(200)
ምግብና መጠጥ (118)
የምግቢ ኣቅርቦት(102)
ካፌና ሬስትራንትን(15)
እግድ (22)
የቤት/ህንፃ ሃራጅ(11)
የመኪና ሃራጅ(5)
ኢንዱስትሪና ፋብሪካ ሃራጅ(6)
ፈርኒሽንግና ፊክስቸር (8)
የቤት/ህንፃ ፈርኒሽንግ ፊክስቸር(7)
የቤት/ህንፃ ማስዋብና ስራዎች (1)
ፈርኒቸር (195)
የቤት ፈርኒቸር(2)
የቢሮ ፈርኒቸር(183)
ሌላ ኣይነት ፈርኒቸር(8)
ጤና (40)
የጤና ጋር የተዛመዱ ኣገልግሎቶች(3)
የጤና ጋር የተገናኙ መሳሪያዎችና መለዋወጫዎች(37)
የላብራቶሪ እቃዎች እና ኬሚካል (172)
ጸረ ተባይና ነፍሳት(3)
ኬሚካልና ሪኤጀንት(83)
የላብራቶሪ መሣሪያዎች(85)
ጥገና (56)
የኮምፒተርና ኤሌክትሮኒክስ ጥገና(10)
ሞተርሳይክል ጥገና(11)
የቤት እቃዎች፡ በርና መስኮ ጥገና(2)
የተሽከርካሪ ጥገና(19)
የማሽን ጥገና(4)
ሌሎች ጥገናዎች(10)
የህክምና ዕቃዎች (52)
የመድሃኒት ምርቶች(23)
የህክምና/ላብራቶሪ እቃዎች ጥገና(6)
የእንስሳት መድሃኒቶችና ቁሳቁሶችን(22)
ፎቶግራፍና ፊልም (6)
የፎቶግራፍና ፊልም ኣገልግሎቶች(2)
የደኩመንታሪ ስራዎች(4)
የህትመት ስራዎች (97)
የህትመት አገልግሎቶች(81)
የህትመት እቃዎችና(15)
የማስታወቅያ ስራዎች (9)
ግራፊክስ ዲዛይን(0)
የቢልቦርድና ዲጂታል ማስታወቅያ(3)
የማስታወቅያ እቃዎች(2)
ኢቨንት ማዘጋጀት(1)
ማርኬትንግና ፕሮሞሽን ኣገልግሎት(3)
ኪራይ (176)
የቤት/ህንፃ ኪራይ(8)
የመኪና ኪራይ(129)
የማሺነሪ ኪራይ(39)
ሽያጭ (264)
የቤት/ህንፃ ሽያጭ(6)
መኪናና ማሺነሪ ሽያጭ(10)
ካልኦት ዝሽወጡ(127)
ያገለገሉ እቃዎች ሽያጭ(121)
የጥበቃ ስራዎችና ሰኪዩሪቲ (32)
የጥበቃ ኣገልጉሎት(9)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር (6)
የሴፍቲ እቃዎች(17)
የተሽከርካሪ መለዋወጫ እቃዎች (72)
የመኪና መለዋወጫ እቃዎች(68)
የሞተርሳይክል መለዋወጫ እቃዎች(0)
የሳይክል መለዋወጫ እቃዎች(4)
ጨርቃ ጨርቅና የቆዳ ውጤቶች (143)
የቆዳ ውጤቶቸ(1)
መጋረጃና ምንጣፍ(2)
ጨርቃ ጨርቅና ልብስ(130)
ፍራሽ ትራስና ተዛማጅ(10)
የትራንዚትና መጓጓዠያ ኣገልግሎት (96)
ማጓጓዣ ኣገልጋሎት(96)
የትራንዚት ኣገልጋሎት(0)
የተሽከርካሪና ከባደ ማሽነሪ (165)
የመኪና ግዢ(21)
የከባደ መሺነሪ ግዢ(97)
ሞተርሳይክል ግዢ(46)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትና የብረታ ብረት ስራዎች (78)
ብረታ ብረት ሰራዎች(56)
የኣልሙኒየም እቃዎችና ሰራዎች(21)
መስትዋትና መስትዋት ሰራዎች(0)