INVITATION TO BID FOR THE SUPPLY OF School Furniture

  • የተለቀቀበት ቀን: Saturday 22nd, November 2014 12:00 am (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Thursday 04th, December 2014 12:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 10th of September 2013 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ Furniture/

ማእከል ምርምር ሕርሻ ማይ ፀብሪ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ አቑሕት ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቆሓታት ብምምላእ ተዳሐሒዙ ዝቀረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰንድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 13, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 23, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ናይ ሕክምና ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት መሳርሒ , ሞተር ሳይክል ናይ ባጃጅ ኪራይ ግልጋሎት , ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት , ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ /ብዳእንት ንዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም:

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 13, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 25, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ሕርሻ/ ስራሕቲ ሕትመት/

መከላኪያ ኮንስትራክሸን ኢንተርፕራይዝ ለመቀሌ ሪፈራል ሆስፒታል ግንባታ ፕሮጀክት አዋሽ ካምፕ ፊት ለፊት ለሚገነባዉ የመከላከያ ሪፈራል ሆስፒታል የአጥር ግሪል ብረት ሥራ በጨረታ አወዳድሮ በሳብ ኮንትራት ለማሰራት ይፈልጋል ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ ኅዳር 13, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳሜ ኅዳር 20, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ማክሰኞ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን/

ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን ህንፃን መሳርሒ , ናይ ፅሬት ኣቐሑት , ኤሌክትሮኒክስን , ናይ መኪና ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደረቲ ይዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 13, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሕዳር 29, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ህንፃ መሳርሒ/ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

የመቀሌ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ፅ/ቤት ለተለያዩ ፅ/ቤቶች አገልግሎት የሚዉሉ የተለያዩ ማጎጎዛ አና ላንድ ፊል ሳይት የማስተዳደር Outsourcing Solid Waste በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ ኅዳር 10, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ማክሰኞ ኅዳር 30, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ማክሰኞ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ደኒ ኣግራብ ዘርኢ , ናይ ትራፊክ ምልክትን መመልከትን , ናይ ዜብራ ቀለም ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 10, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 30, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ሕርሻ/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ ዝተፈላለዩ ናይ ጀኔረተር አቁሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ እዚ ዝስዕብ ረቁሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 9, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሕዳር 15, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል /

ቢሮ ርክብ ህዝቢ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት ን2007 ዓ/ም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መካይን መለዋወጢን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 9, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሕዳር 15, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ፈርኒቸር ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑት ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ :: ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓታት ክተማልኡ ይግባእ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 9, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 16, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ፈርኒቸር/