ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ኣብ ናይ 2008 ዓ/ም 2ይ ርብዒ በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 29, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 12, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 12, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ብቢሮ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ትግራይ ብመሰረት ስርዓት ዕዳጋ ምምሕዳርን ንብረት ምዉሳን ዝወፀ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 ዓንቀፅ 73 ንኡስ ቁፅሪ 1 ዝተዉሃበ ስልጣን መሰረት ናይ ደቡባዊ ዞባ ፍትሒ ቤት ፅሕፈት ናይ ቀዋሚ ንብረት : ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 28, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 12, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 12, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ዝስዕቡ ዝተፈላለዩ ናይ ቤት ትምህርቲ ናዉቲ ብላክ ቦርድ ወንበርን ጠረፔዛን ንምስራሕ ስራሕካ ድማ በቢ ወረድኡ ብትራንስፖርት ምጉዓዝ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 28, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 12, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 12, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ ኣብ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት መስኖ ስትራክቸራት ብናይ መንግስቲ በጀት ክሰርሕን ከምኡዉን ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ ፋብሪካ መቀለ ናብ ከተማ ማይ ፀብሪ ሰሚንቶ ኣጫሪቱ ከጋዓዕዝ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 28, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 13, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ፀለምቲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 13, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ኣብ ወረዳ ፀገዴ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን መንደር ኣዉሮራ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 28, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 12, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ፀገዴ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 12, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

በአ.መ.ኮ.ኮ የአዲግራት መ.ጥ.ፕ የሠራተኞች ደንብ ልብስና ጫማ በሀገር ዉስጥ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት በአቅራቢዎች ዝርዝር ዉስጥ የተመዘገቡ ተጫራቾችና ይጋብዛል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ኅዳር 27, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 18, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: አዲስ አባባ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 18, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/

እንትጮ ቤት ማዘጋጃ ንማይ ዝርገሐ ዘገልግል ናይ ማይ ትቦታትን ኣቁሑን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሕዳር 27, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 6, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: እንትጮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት:
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

የትግራይ ክልል የገጠር መሬት ልማት የኣካባቢ ጥበቃ አጠቃቀምና አስተዳደር ኤጄንሰ ለ2008 በጀት ዓመት ለክልሉ ኤጄንሲ በክልሉ ለሚገኙ የወረዳ ፅ/ቤቶች አገልግሎት የሚዉሉ ሞተር ሳይክሎች : የፅሕፈት መሳራዎች :የኤሌክትሮኒክስ እቃዎችና የመኪና ጥገና ጋራዥ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛትና ለመኪና ጥገና ጋራዥ በ6 ወር የሚታደሰ የአንድ አመት ዉል ለማሰር ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ኅዳር 27, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 12, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 12, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

በመቐለ ዩኒቨርሲቲ ስር የሚገኝ የህግና ስነመንግስት ኮሌጅ የሚዉሉ የህንፃ መሳሪያ እቃዎች ፣የኤለክትሪክ እቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል በዚህም መሰረት

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ኅዳር 27, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 11, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 11, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

በመቐለ ዩኒቨርሲቲ ስር የሚገኝ የህግና ስነመንግስት ኮሌጅ የሚዉሉ የተለያዩ የፅሕፈት መሳሪያ ፣የፕሪንተር እና ፎቶ ኮፒ ማሽን ማስተር ቀለም፣ ቋሚ የተለያዩ የቢሮ እቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል በዚህም መሰረት

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ኅዳር 27, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 11, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 11, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/