ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ልምዓት ገጠርን ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ ተፈጥሮ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃን ፣ኣቁሑት ምርባሕ ንህብን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዎ ረቋሕታት ክተማልኡ እትክእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 6, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 15, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ታሕታይ ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 15, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኤጀንሲ ልምዓት ኣብያቲ ከልል ትግራይ አብ መቐለ ንዝርከብ ቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት /ኮምፒተር ፕሪንተር ስካነርን/ ከምኡዉን ንዘለዋና ዓበይትን አናአሽቱን መካይን ናይ ጋራዥ ግልጋሎት ንምርካብ ንተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 6, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 20, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 20, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንክትጫረቱ እትደሊዩ እዞም ዝስዕብ ረቋሓታት ብምምላእ ክትጫረቱ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 6, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 10, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 10, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋኢ ልምዓት ወ/ቆ /ተምቤን አብ ዘበነ 2008 ዓ/ም ናይ ዝተፈላለዩ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 5, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 18, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 18, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ሐደሽቲ ቀዋሚ ንብረት ሃላኽን ንብረት ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክንገዝእ ስለዝደለና

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 5, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 14, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 15, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

በኤጀንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ዉስጥ የሚገኝ ባዩጋዝ ፕሮግራም ማስተባበርያ የመኪና እቃ መለዋወጫ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልጉ ሕጋዊ ነጋዴ የሆናቹሁ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ታኅሣሥ 5, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 18, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 18, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ሓድነት ማእከል ዘመናዊ ዕዳጋ ኣብ ዞባ መቀለ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፉሉይ ሽሙ ዓዲሓ ሓደ ዘመናዊ ናይ ዕዳጋ ማእከል ህንፀት ስራሕቲ BC/GC 4ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 5, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 27, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 27, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 400,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋ ማእከል መንገዲ ዝርጋሐ መብራህቲ ፓሎ ንምስራሕ ስለዝደለየ ደረጃ 7 ልዕሊኡን ዘለዎም ናይ ኤለክትሮመካኒካል ኮንትራክተራት ኣወዳዱሩ ብተኮናተርቲ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 5, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 25, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 25, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 25,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፍት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ናይ ወፃኢ ፈርኒቸራትን ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ከፀግንን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 5, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 18, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መረብ ለኸ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 18, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 5, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 12, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 12, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/