የትግራይ ክልል ጠቅላላ ፍርድ ቤት ለ2008 ዓ/ም የበጀት ዓመት በክልሉ ለሚገኝ ፍርድ ቤቶች አገልግሎት የሚዉሉ የተለያዩ ተሽከርካሪዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል ስለዚህ በጨረታዉ መወዳደር የምትፈልጉ ማንኛዉንም ህጋዊ ተጫራቾች ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርቶች በማሟላት መወደደር ትችላላችሁ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታኅሣሥ 21, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ኣርብ ጥር 20, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኣርብ ጥር 20, 2008 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ዕድጊት መኪና/

ለምለም ወልቃይት ሓለፍለነቱ ዝተወሰነ ኩለመዳይ ሓረስቶት ሕብረት ስራሕ ዩኒየን ኣብ ወረዳ ወልቃይት ከተማ ዓዲ ረመፅ ኣብ 700 ካሜ ንቤት ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል G+1 ማለት እዉን በዓል ሓደ ደብሪ ህንፃ ከስርሕ ስለዝደለየ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ናይ ጂሲ ፍቃድ ዘለኩም ኮንትራክተራት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ኮንትራክተራት ክተማልእዎ ዝግባእ ረቋሕታት

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 21, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥሪ 3, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥሪ 3, 2008 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ ን 2008 ዓ/ም ዘገልግል ናይ ሰራሕተኛ ደምቢ ክዳንን ጫማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 21, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥሪ 3, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥሪ 3, 2008 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 8,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/

ሳይክል፣ ጄነረተርን ዕድጊት ንምፍፃም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 21, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥሪ 13, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥሪ 13, 2008 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝተፈላለዩ ዓይነት ካናለ ፍልፍል ምዕባለ : ቅብብሎሽ : ዘመናዊ ዳይቨርሽንን : ቸክዳማትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕን ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ወይም ኮንትራክተራት ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 21, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥሪ 9, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣሕፈሮም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥሪ 9, 2008 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/

የመቐሌ ዉሃ አገልግሎት ጽ/ቤት ለ2008 ዓ/ም የሚገለግል Electrical Submersible pump ለመግዛት ሰለሚፈልግ በግልፅ ጨረታ ለመሳተፍ ለምትፈልጉ ተጫራቾች ጥሪዉን ያቀርባል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታኅሣሥ 21, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሮብ ጥር 4, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሮብ ጥር 4, 2008 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 30,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

The Mekelle Water supply Services office now invites sealed bids from eligible bidders for procurement of Bulk Waters supply Meters

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 31st, December 2015 12:00 am (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Monday 25th, January 2016 12:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 25th of January 2016 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ Building/Material Materials/ Water Engineering Machinery, Equipment & Tools/

Relief Society of Tigray (REST) invites interested bidders to bid for the supply of the following items

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 31st, December 2015 12:00 am (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Wednesday 06th, January 2016 12:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Addis Ababa
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Thursday 07th of January 2016 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ Building/Material Materials/ Construction Raw Materials/ Water Engineering Machinery, Equipment & Tools/

ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ናይ መኪና ኣቁሑን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 20, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥሪ 4, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥሪ 4, 2008 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/