INVITATION TO BID FOR THE Construction of School Water Supply Work

  • የተለቀቀበት ቀን: Monday 04th, April 2016 12:00 am (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 12th, April 2016 12:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 12th of April 2016 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ Water Works Construction/

ደደቢት ትካል ልቓሕ ዕቋርን /ደደቢት ትፈልም/ ኣብ ከተማ አላማጣ: ማይጨዉ :ዉቅሮ :ሽረ እ/ ስላሴ : ሸራሮን ሑመራን ዝርከብ /G+2/ በዓል ክልተ ደብሪ ህንፃ ሙሉእ ፅገና ንምግባር ዝተቋረፀ ናይ ወርዲያ ገዛ ሽንቲቤት ሓፁር ሳይት ዎርክ ክሳተፍ ዝደልዩ ደረጃ BC/GC-6ን ልዕሊኡን ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስተራክሽን ተኾናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 26, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 1, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 1, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 80,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኣለማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታልንግልጋሎ ሆስፒታል መድሓኒት ናዉቲ ሕክምና አልባሳት ራበርሽትን ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 26, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 7, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 10, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

በመቀሌ ዩኒቨርስቲ ለዓዲ ሓቂ ሕግና ስነ መንግስት ኮለጅ አገልግሎት ለሚዉል መጋረጃ ከዚሁ በፊት ፕሮፎርማ መዉጣቱ ይታወሳል አሁንም ለ2ኛ ግዜ መወዳደር

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ መጋቢት 24, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 30, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት:
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/

የወልቃይት ስካር ልማት ፕሮጀክት ያገለገሉ የተሽካርካሪና ማሽነሪ ጎማዎች እንዲሁም የተለያዩ ያገለገሉ ባትሪዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መሸጥ ስለሚፈልግ ከዚህ በታች የተመለከተዉን መስፈርት የሚያሟላ ተጫራቾች በጨረታዉ መካፈል ይፈልጋሉ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ መጋቢት 24, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 13, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 13, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ዝትቀመሎም አቁሑት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኮምፒተርን ተዛምድን ፡ጀነሬተራት፡ ወናብር ሰልጠንቲን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 24, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 10, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 10, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብናይ መደበኛ በጀት 2ይ ዙር ገዝኢት መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኤለክትሮኒክ ስ አቁሑት ፅሬት ሞተር ሳይክላትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝግዝ ይደሊ ስሊዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ እዞም ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 24, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 10, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 10, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

መቐለ ማእከል ቤት ህንፀት ካብ 2008 ዓ/ም ንመስራቤት ንዝህነፅ ዘሎ መሳርሒ ዝዉዕሉ ህንፃ መሳርሒ ካብ ካፒታል በጀትን መደበኛ በጀት ንዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 23, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 6, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 6, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢትትፈልም/ ናይ ሕተመት ስራሕ ደፈተራት ፗድን ፓድን ኣጫሪቱ ንከስርሕ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም ንገልፅ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 23, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 5, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 5, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል አብ 2008 በጀት ዓመት ዝተበጀተልና መሰረት ብምግባር 3ይ ዕድጊት ንቲ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀወምቲ ንብረታት ከም ፈርኒቸር ፡ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒታት ፡ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ሃለቅቲ ናይ ፅሬት መሳርሒታትን ካልኦት አናእሽተይ መሳርሒታትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 23, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 13, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 14, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 15.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/