ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ንዝርከባ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 23, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 5, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 5, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ማሽነሪ ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብርክት ዝበሉ ናዉቲ ኤለክትሮኒክስ ፡ናዉቲ ቢሮን፡ መለዋወጢ አቁሑ መኪናን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተመልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 23, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 7, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 7, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኣብ ጣብያታት ህንፀት ስራሕቲ ማይ መዋህለሊ ምስ መትረቡ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 23, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 12, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ፀገዴ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 12, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/

ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሮቆሒታት ብምምላእ ተተሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር ( ስፐስፊኬሽን ) መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ቢሮ ቑፅሪ 01 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቲ ከምትኽእሉ ነፍልጥ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 23, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 6, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 6, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ሎትሓደ ወንበር ተምሃራይ ማለትዉን ኮምፖዉንድ ዴስክ ሎት ክልተ ዝተፈላለዩ ናይ ኣይቲን ኤለክትሮኒክስን አቀሑት ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 22, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 5, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 5, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ነቲ አካዳሚ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ መሳለጥቲ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 22, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 7, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 7, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቁሑት ቢሮ፡ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፡ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ፡ናይ ቤት ትምህርቲ አቁሑት ላብራቶሪ ፡ስሚንቶ ካብ መቀለ ናብ ማይዶሃን ምጉዑዓዝ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 22, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 7, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሮብ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 7, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ አድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 22, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 30, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ላዕላይ አድያቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 30, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 25,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 80.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/

ኣክሱም ዉሃና ፍሳሽ አገልግሎት ጽ/ቤት ለ2008 በጀት ዓመት 2ተኛ ዙር የዉሃ ትቦ ከነመገጣጠሚያ : የኤሌክትሪክ መለዋወጫ: ቴክኒክ መሳሪያዎች : ህ/መሳሪያወች :የመኪነ ስፔርና ጎማዎች :የጽህፈት መሣሪያ : የጽዳት እቃዎች : ፈርኒቸር :ኤሌክትሮኒክስ እቃዎች በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 22, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 6, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 6, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ካብዚ ነታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 22, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 4, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሰቲት ሑመራ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 4, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/