ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ መለዋወጢ አቁሑት መኪና ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 17, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 1, 2009 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 1, 2009 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ትካል ቴክኒክን ትምህርትን ስልጠናን ከተማ ሽራሮ ንግልጋሎት እቲ ትካል እዉዕሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ አቁሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 17, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 29, 2009 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 29, 2009 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ንቤት ዕዮ ዘገልግሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ህንፃ :ናይ ተሃነፅቲ ምግብና ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 17, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 30, 2009 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 30, 2009 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2009 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 17, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 1, 2009 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 1, 2009 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሓ ዝ ዉ ማሕበር ን 2009 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ፅሬት ኣቁሑት : ንሰራሕተኛ ዝከዉን ክዳን ደንቢ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 16, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 21, 2009 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 21, 2009 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት አብ 2009 ዓ/ም በጀት 2ይ ርብዒ ዓመት ንካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ትምህርቲ ናዉትን ፈርኒቸርን ከም combined : teachers table ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 16, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 30, 2009 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 30, 2009 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 6,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ዋና ቤት ፅሕፈት ምስንዳ ጋዜጣ ወይን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮነክስ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 16, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 29, 2009 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 29, 2009 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽነ መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ኣብ ከተማ ዉቅሮ ኣብ ሙሉ ቀዳማይ ብርኪ ቅሳነት ንመምሃሪ ዝከዉን ህንፃ ከስርሕ ስለዝደሊ BC/GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 16, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 5, 2009 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 5, 2009 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 35,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

እኒ ገመድህን ሐጎስ 89 ቁፅሪ ሰባት ተ ሽርክና ማሕበር መስርሒ ህንፃ ዎርክ ብላሜራ ሚክስር ቫይብሬተር ሚስማር ባህርዛፍ ጣዉላ መዐሸጊ ምስታይ ማይ ንዘድሊ ከስቲ ዝግበኦ ቢም ይኩን ኮለን ማሻሻታ ዘድልዩ ሰብ ሞያን ጠቅላላ ጉልበት ሰበን ሓዊሱ ንኢዱ ዋጋ ብ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 16, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 22, 2009 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 22, 2009 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/