ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ካብ በጀት ዓመት 2010 ን2ይ ዙር ዕደጋ ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ጎማን ባትሪን : ኣቅሑት ብሮድካስት መቀበሊ መረከብን : መሳርሒ ህንፃ : ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ኣቀሑት ማይ ቧንቧ :ኣቅሑት ቢሮ: ስራሕቲ ሕትመት ኢሉዉን እታወታት ምግቢን ሻሂ ክበብን ኣገልግሎትን አገልግሎት ጋራዥ ኣብ ዝተፈላለዩ ጨረታ ብምክፋል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 6, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 26, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሐመራ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 26, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ቀረብን ማይን ፈሳሲን ከተማ ራማ Complexity electrical saber pump ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 5, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 20, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ራማ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 20, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ናይ ስሩዕ በጀት ን2010 ዓም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ቤት ፅሕፈታት አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለያ ሞዴላት መካይን መለዋወጢ ንብረትን ጎማ መኪናን ምስ ካላማደሪያ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 5, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 19, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ፀገዴ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 19, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ንብረታት ብምድብ መቂሉ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 4, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 22, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 22, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,500.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት: መለዋወጢ አቁሑት መኪና: ኮምፒተርን ኮምፒተር ተንከፍን:ናይ መኪና ጎማ ሞተር ሳይክል ያማሃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 4, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 20, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 20, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ስዒቦም ዝተዘርዘሩ አቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 4, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 18, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኮረም
  • Bid Opening Date: ሕዳር 18, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መኽዝን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

አዲስ መድሓኒት ፋብሪካ ማህበር ለሰራተኞቹ አገልግሎት የሚዉል የተለያየ መጠንና ዓይነት ያለዉ ጋዎን ቱታና እና ቆብ ለማሰፋት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሰኞ ኅዳር 4, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ኅዳር 12, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ኅዳር 12, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ኣብ ግቢና ቀበሌ 03 ዓይደር ናይ ቀደም መምህራን ኮሌጅ ዝነበረ ዝርከቡ ተክልታት ማይ ብቦቴ ዘቅርብን ባዕሉ ተክልታት ከስቲ ግልጋሎት ዝህብን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት ሕዳር 3, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 15, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 15, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብዓዊዲ ስራሕ ኣቅሑት ኤሌክትሪክን መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት ሕዳር 3, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 18, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኮረም
  • Bid Opening Date: ሕዳር 18, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/