ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ዘየገልገሉን ዘገልገሉን ኣቁሑትን መፅሓፍትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 21, 2008 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 4, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 4, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

Messebo Cement Factory PLC.(MCF PLC) invites eligible bidders for the supply of Different power cable and power contractor

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 28th, June 2016 12:00 am (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Monday 11th, July 2016 12:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 12th of July 2016 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ Electrical Equipment & Accessories/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሮቶ በዓል 10,000 ሊትሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 21, 2008 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 5, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 5, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

Mekelle University invites eligible bidders for the procurement of the reference books

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 28th, June 2016 12:00 am (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Thursday 07th, July 2016 12:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Thursday 07th of July 2016 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Books & Education Materials/

ዉቅሮ ጠቅለላ ሆስፒታል ደ/ከ/ስራሕ /ዕዳ/ ፋይ/ ንብ ምምሕዳርን ንሆስፒታል ዉቅሮ ሕሙማት ምግቢ ዝወዕል ጣፍ: ስጋ :ኣስቤዛ : ሸቀጣ ሸቀጥን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 17, 2008 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 30, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 30, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ፍረስዉኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉማሕበር ናይ 2008 ዓም (በጀት ዓመት) ሒሳብ ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መስፈርታት ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 17, 2008 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 21, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 21, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ኣለማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን2009 በጀት ዓመት ደቂሶም ንዝሕከሙ ዝዉዕል ስጋ: ባኒ :ደረቅእንጀራ :ሽሮ: በርበረ :ክክዕን :አዮዲን ዘለዎ ጨዉን: ናይ ቆርቆሮ ፀባ :እንቃቅሖ: ኣትክልትን ፍራምረን :ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 17, 2008 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 1, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 1, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፀሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዳስትርን ከተማ ሃገረ ሰላም ሓደ ማእከል ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ናይ ደገ አምፑል ምስ ሓቃፍኡ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 17, 2008 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 24, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሃገረ ሰላም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 24, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2008 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 16, 2008 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 28, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 28, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

የትግራይ ልማት ማህበር ልትምህርት ቤቶች ቤተ ሙከራ ላብራቶሪ አገልግሎት የሚዉሉ የላብራቶሪ እቃዎች የባዮሊጂ የኬሚስትሪና የፊዝክስ ኬሚካሎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰኔ 16, 2008 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰኔ 29, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰኔ 29, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/