ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፋለዩ ሴከተራት ዝዉዕል ብመደበኛ መንግስታዊ በጀትን ብገበርቲ ሰናይ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: ጎማ መኪናን ባትሪን : ስራሕቲ ሕትመትን ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 14, 2010 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ፀለምቲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 14, 2010 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ን2010 በጀት ዓመት ንምምሃረ ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ቀወምቲን ሃለቅንት ንበረታት መሳርሒ ፅሕፈት : መድሃኒት እንስሳ : ናዉቲ ሕክምና እንስሳሰ: ፀረ በልዕ :ኤሌክትሪኒክስ :ናዉቲ ፅሬት : መሳርሒ ህንፃ : ናዉቲ ስፖርት: ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 17, 2010 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 17, 2010 3:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ላዕላይ ኣዲያባ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ናይ መስኖ ስትራክቸርን ካልኦትን አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 11, 2010 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ላዕላይ አድያቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 11, 2010 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 60.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/

ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ንሰራሕተኛታቱ ኣገልግሎት ኪራይ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 14, 2010 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 14, 2010 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ feed processing machine ( ናይ እንስሳ መቃናበሪ ምግቢ መሳርሒ ) ን 2010 ዓም በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 14, 2010 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 14, 2010 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰብ መድሓኒት: ሕክምና ኣቅሑት: ላቮራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 14, 2010 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 15, 2010 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ጎማን ንዓበይቲ መኪና ፅገና ን 2010 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግልገለ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 20, 2010 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 20, 2010 9:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ህንፃ መሳርሒ (Construction materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 11, 2010 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 12, 2010 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ (Electronics materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 11, 2010 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 12, 2010 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/