ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር ኣብያቲ ክልል ንፕሮጀክት ህንፀት ኣብያቲ ሚዘር ንሰርቪስ ግልጋሎት ዝዉዕላ ክልተ ሚኒባሳት መካይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 13, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 27, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 27, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤተ መዘጋጃ ከተማ የጭላ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ናይ ኤለክትሪክ(መብራህቲ) አቁሑት ብግልፂ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 13, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 5, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: የጭላ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 5, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ናይ ፅሕፈት መሳርሕንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 13, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 26, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 26, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ጉ/መ/ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓ/ም ዝተፈላለዮ ናይ ስፖርት መዳሊያታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 11, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 26, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 26, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት እታ ወረዳ ዝተፈላለዩ ዓይነት ካናል :ፍልፍል ምዕባለ ቅብብሎሽ :ዘበናዊ ዳይቭርሽንን :ቼክ ዳማትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 11, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 25, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣሕፈሮም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት:
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝወገዱ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 11, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 20, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 20, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ ኣይሱዙ መኪና ሞዴል MPATFS 54 H7H566356 ኢንጅን ሞዴል ዝዓይነታ መለዋወጢ ዝዉዕል ዝስዕብ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 11, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 21, 2010 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 23, 2010 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል 4 ፕሪነተር(Laser Jet printer) ን 4 ዴስክቶፕ ኮምፒተርን(Desktop Computer) ንምዕዳግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 11, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 18, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 18, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሃላፊነቱ የተወሰነ የግል ኩባንያ(MIE) ትግራይ ዋሃ ስራዎች ለሚሰራዉ ዎርክ ሾፕ ፕሮጀክት አገልገሎት የሚዉል ከዚህ በታች የተጠቀሱት ኬብሎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ ታኅሣሥ 11, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 17, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 17, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

Mekele University wants to purchase GYM and Sport Equipments Supply, Installation, Configuration, Testing, Trainig and Commissioning, of Campus Network Infrastructure System with GPON (Gigabit passive Optical Network), Supply, Installation, Configuration, Testing, Training and Commissioning of Campus Network Infrastructure System with Controller based Wireless

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 19th, December 2017 12:00 am (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Friday 19th, January 2018 12:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Friday 19th of January 2018 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Sports and Camping and Lleisure/ Network Installation & Troubleshooting/