The Tigray Regional State of Water Resource Bureau invites sealed bids from eligible bidders for the of construction of RPS(civil work construction, supply and installation of pipes and fittings and electromechanical equipiments) for Enderta Woreda(May Ambessa project)

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 15th, March 2018 3:44 pm (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Thursday 12th, April 2018 9:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Thursday 12th of April 2018 9:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 70,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ Water Works Construction/ Water Well Drilling & Water System Installation/

ጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨርሰቲ ዓዲግራት ክልተ ዓይነት መፃወቲ ሙሉእ ማልያ ን54 ስፖርተኛታት ከምእዉን 5000 ናይ ደገፍቲ ማልያ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 6, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 20, 2010 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 20, 2010 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ መኮኒ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ሕትመታት ከሕትምን ሕርሻ ገጠርን ልምዓትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስት መድሓኒት ብዝተመደበልና በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 6, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 20, 2010 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 20, 2010 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምብራቅ አብ ዓመት 2010 በጀት ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ወንበር ኣዳራሽ ብጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 6, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 20, 2010 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 20, 2010 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል : ጠረጰዛታት : ስራሕቲ ሕትመት ከምእዉን መሳርሒ ፅሕፈት ዝኣመሳሰሉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 6, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 21, 2010 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 21, 2010 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ንኤሌክትሮኒከስ 5000 ቅርሺ ንሞተር ሳይክል 3000 ቅርሺ ንኣቅሑት ቢሮ 4000 ቅርሺ ነስራሕቲ ሕተመት 3000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2010 ዓም ንግልጋሎት ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ደንቢ ክዳን: ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማይ ን ህንፃ : ፅገና ኤሌክትሪክን : ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት :ዝትፈላለዩ :መሳርሒ ፅሬት : ዝተፈላለዩመሳርሒ ሕትመትን ዝተፈላለዩ መጣዓዓምቲ ምግብን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 6, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 18, 2010 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 18, 2010 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

አክሱም ዩኒቨርሲቲ የሲቪል ኢንጂነሪንግ የላብራቶሪ እቃዎች፣ የዎርክሾፕና የላራቶሪ ዕቃዎች፣ የመኪና ሞተር ዘይት እና ቅባቶች፣ የተለያዩ የመኪና ጎማ እና ካላመነዳሪ፣ Textile laboratory equipment፣ የድንች መላጫ ማሽን፣ የሳር ማጨጃ እና የፅዳት ማሽን፣ Duplicator Machines, Automotive laboratory equipment, የተለያዩ ደንብ ልብሶች እና ጫማዎች፣ የኤሌክትሮኒክስ እቃዎች፣ የኔትወርክ እቃዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 6, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 18, 2010 2:59 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 18, 2010 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ሃገር ለከ ፕሮግራም ቐረብ ኤሌከትሪክ ክልል ትግራይ ናይ ኮንክሪት ምስሶ ንምጎዓዝ ናይ መጎዓዝያ ግእዚት ክፍፅም የደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 19, 2010 2:59 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 19, 2010 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም መስመር ማይን መገጣጠምቲ ክዕድግ ስለዝደለየ ከምእዉን ንዉሽጣ ዉሽጢ መንገዲ ዝተዳለወ ሓመድ ከጎዓዕዝ ከበትንን ብማይ ከደግድግን ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 13, 2010 5:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 13, 2010 8:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ማሽነሪ ክራይ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

መቐለ ምርኣይ ዝተስኣኖም ቤት ትምህርቲ 2010 ዓም ናይ ተምሃሮን ክዳን ብጨረታ ኣጫሪትና ክገዝእ ስለዝደለና ነዛም ዝስዕቡ ተማሉኡ ወይም ትካል ክትጫረቱ ትክእሉ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 13, 2010 7:59 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 13, 2010 8:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/