Pathfinder International Ethiopia (PI/E) with consortium partner organizations currently runs Transformer Primary health care project in four regions of Ethiopia one of which is Tigray. This program dedicated to provide high quality productive, health family planning maternal and newborn child health services that improve the lives of women children in Ethiopia.

  • የተለቀቀበት ቀን: Friday 17th, May 2019 5:20 pm (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 21st, May 2019 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 21st of May 2019 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ Stationery Supplies/

በድጋሜ የወጣ ግልፅ የጨረታ ማስታወቂያ በመከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ለመቐለ ሪፈራል ሆስፒታል ግንባታ ፕሮጀክት ኣገልግሎት የሚውል የፋውንቴን ሲቪል ስራ፣ ኤሌክትሪካል ስራ፣ ሰራ ኣቅርቦትና ግንባታ ስራ / Fountain civil works; Electrical works and Sanitary Works supply and Apply works/ ስራ ግዥ ለመፈፀም ህጋዊ ተወዳዳሪዎችን በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ በንኡስ ተቋራጭ/Sub- contract/ ለማሰራት ይፈልጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ግንቦት 9, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ግንቦት 16, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ግንቦት 17, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ምግጣምን ፅገናን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንዝ/ዩ ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ኣቅሑተ መኪና ስፔር፣ ጎማ፣ ባትሪን ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፈርኒቸር፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 9, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 23, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 24, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማእከል ህንፀት ውቅሮ ንናይ 201ዓ/ም በጀት ዓመት ንመሳርሒ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ንብረታት ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 9, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 23, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 24, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 6,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኵሓ ንዝ/ዩ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ንብረት ሞተር ሳይክልን ናይ መኪና ጎማን ከምፅኡን ፊት ንፊት ፍፁም ብርሃን ሬስቶራንት ወልደ ንጉስ ትምህርቲ ቤት ዝርከብ ሓምላዋይ ስራሕቲ ከባቢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 9, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 23, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 23, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠር ልምዓትን መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 9, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 24, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 24, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ዝውዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 9, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 22, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሮብ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 22, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ሲዒቡ ዝተዘርዘረ ዝ/ዩ ኣገልግሎት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 9, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 21, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ላዕላይ አድያቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 21, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 60.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ማሽነሪ ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዓዝያ ወረዳ እንደርታ እዞም ስዒቦም ዝርዝሩ ናይ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዓዝያ ወረዳ እንደርታ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዶዘር ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፡፡ ዓይነት ንብረት LN 106 ናይ ቆረፃን ጠቅላላ ናይ መንገዲን ስራሕትን ኣርዝ ዎርክ ክሰርሕ ዝክእል፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 9, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 14, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: እንደርታ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 14, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ማሽነሪ ክራይ/