ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን ንዝ/ያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 18, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 18, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ሃፀይ ዮውሃንስ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2011 ዓ/ም ካብ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ /ትእምት/ ዝተረከበ ሓገዝ ባጀት ንኣይሲቲ /ICT/ መምሃሪ ዝውዕል DESKTOP COMPUTER ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ዝስዕብ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 6, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 6, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ንዝተፈላለየ አብያተ ዕዩ መንግስቲ ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 16, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ደጎዓ ተምቤን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 16, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበርና መናእሰይ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 11, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 11, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ናይ ኮምፒዩተርን ተዛመድትን ቤት ፍርዲ ወረዳ ኦፍላ ንቤት ዕዮ ግልጋሎት ዝውዕ ኮምፒዩተርን ተዛመድትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 5, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 5, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ ራ/ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ንቤት ፅ/ት ጥዕናን ፋይናንስን ናይ መኪና ስፔር ግዝኢት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 4, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 4, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ ሞዴል HZJ 80 ኮብራ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 8, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 8, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 5, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 5, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኣብ ቢሮና ፀጥታ ምም/ር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢርኡ ዘገልግል ናይ መኪና 4-01158 ትግ ሞዴል ኣባዱላ 4.04435 ትግ ሞዴል 76 መኪና ሃርድቶፕ ናይ መኪና ኣቅሓ ንምግዛእ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 4, 2011 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 4, 2011 4:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋ/ን/ምም/ርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ናይ መጋረጃ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 5, 2011 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 7, 2011 2:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መጋረጃን ምንፃፍን/