ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ኣብ ዝ/የ ሴክተር ኣብያተ ፅሕፈት 1ይ ወያነ ዝርከብ ዝ/የ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ሓፂን መፂን ቆርቆሮ ሙሉእን ዝተቆረፀን ቆርቆሮታት ብስኪት ዘይቲ ምአዚ መንጉ ፀሚቅ ናይ መኪና ጎማታት ዝ/ዩ ቅያር ስፔራትን ኣብቲ ዘርፊ ንዝትዋፈሩ ሕጋውያን ነጋዶ ደቀቅትን ኣናእሸተይን ንግዲ ትካላት /ደኣንት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 18, 2011 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 18, 2011 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ዩናይትድ ስቲልን ሜታልን ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ዉ ማሕበር ኣብ ውሽጢ ፋብሪካ ግቢ ናይ ተፋሰስ ስራሕ ዘድሊ ማተሪያል ብትካልና ከቅርብ ኮይኑ ዝርዝር ስራሕ ከምዝስዕብ ይከውን፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 17, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 17, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን2011 ዓ/ም ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንሕሙማት ዝኮኑ ፃዕዳ ጣፍ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ደንቢ ክዳን :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ዝዉገዱ ንብረት ንምሻጥ ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 27, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 27, 2011 3:45 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን 2011 ዓ/ም ሳልሳይ ርብዒ ዓመት ዕድጊት ንምፍፃም ስለዝድለየ ሕጋዊ ናይ ሰብ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 27, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 27, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንኣገልግሎት ኣብያት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሳይክልን ናይ ሳይክልን ኣቅሑ፣ ሞተር ሳይክልን ናይ ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቅሑት ህንፃ፣ ደንቢ ክዳን፣ ናይ ፅሬት ኣቁትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 27, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 27, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንኣብየተ ፅሕፈት እቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ 2ይ ዙር ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ሕትመት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 3, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ጋንታ አፈሹም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 3, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሃገረ ሰላም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ሳይክል፣ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት፣ ናይ GM መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 25, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሃገረ ሰላም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 25, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ሓወልቲ ናይ ክ/ከተማና ዝርከብ ን2011ዓ/ም ንስራሕቲ ምሕደራ ሳዕርን ተክልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፤ ስለዚ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 25, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 25, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/

ጥላሁን ይግዛው ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ 2011 ንቴክኖሎጂ መስርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 11, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 16, 2011 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 16, 2011 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ጥላሁን ይግዛው ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ 2011 ንዕገና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 11, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 15, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 15, 2011 3:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/