ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 3, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 3, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 3, 2011 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 3, 2011 10:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መካይን፣ ጎማ መኪና ፣ ኣቅሑት ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 16, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 16, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ማሕበር ተጋደልቲ ትግራይ ካብ ትእምት ብዝረክቦ ገንዘብ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ብናይ ስራሕ ዕድል ምፍጣር ብጥሕኖ ኣብ ዝተወደባ 60 ደቂ ኣንስትዮ ተጋደልቲ ኣባላት ማሕበርና መጥሓን ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 15, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 15, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጀራት ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ንናይ እቶት ምዕፃፍ 12 ነሓሰ 2011ዓ/ም ዝውዕል መዳበርያን ምሩፅ ዘርኢን ናብ 23 ጣብያታት ወረዳ ሕንጣሎ ወጀራት ንምጉዕዓዝ ኣወዳዲሩ ከጋዓዕዝ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 16, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሕንጣሎ ዋጅራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 16, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ኣገልግሎት ዓራት ዝውዕሉ ፍርናሽ ኮበርታን ኣንሶላን ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 16, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 16, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ምን 2ይ ፍርቂ ዓመት ብናይ መደበኛ በጀት ንትምህርቲ ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 9, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 9, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/

ኮሚሽን ስነ-ምግባር ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት 2011 ዝ/ዩ ቀወምቲ ንብረት /ፈርኒቸር/ ተሽከርካሪ ወንበር፣ ማናጀሪያል ሌዘር ተሽከርካሪ ወንበር፣ ኦፊስ ሸልፍ፣ ኤልሼፕ ጠረጴዛ፣ ጠረጴዛ በዓል ሓደ ተስሓቢ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 14, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 15, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና ስፔር፣ እንስሳት መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 14, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 14, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ኮሚሽን ስነ-ምግባር ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት 2011 ዝ/ዩ ቀወምቲ ንብረት ኤሌክትሮኒክስ ላፕቶፕ፣ ዲስክ ቶፕ፣ ፕሪንተር፣ ፋክስ ማሽን፣ ፎቶኮፒ ማሽን፣ ቢመር/ ፕሮጀክተር/ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 16, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 17, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/