ቢሮ ኮንስትራክሽን ፣ መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝረከብ ዳይሬክቶራት ህንፃ ዲዛይንንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ናይ ሽረ ስሑል ኣይፒ ብሎክ ህንፃ ብደረጃ BC6 GC7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 3, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 7, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 7, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ካብ ጅፒ ዝተረከበ በጀት ምድብ 1 ዲስክቶፕ ኮምፒዩተር፣ ላፕቶፕ ኢንተርኔት፣ ምድብ 2ንኣካል ጉድኣት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ማለት ጆስ ሶፍትዌር ፣ ቶኪንግ ዲክሽነሪ፣ ቶኪንግ ካልኩሌተር፣ ዲጅታል ቮይስ ሪከርደር፣ ኢንቮይስ ሶላር ኦዲዩ ፕለየር ፣ ፕረየር ራይተር ፓርኪንግ ሰን፣ ምድብ 3 ዲጅታል ካራ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 3, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 19, 2011 8:45 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 20, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተማ ኣብያት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ካብ ስሩዕ በጀትን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደለየ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ መዐቀነታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 3, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 19, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 19, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣገልግሎት እናሃበት ትርከብ መኪና ኮድ 4 01166 ንፅገና ዝውዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 3, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 16, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 16, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንቢሮና ውሽጢ ግልጋሎት ዝውዕል ዝ/ዩ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 2, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 7, 2011 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 8, 2011 11:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል መካይን መቀያሪ ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 2, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 7, 2011 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 8, 2011 11:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 2, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 7, 2011 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 7, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ውሽጢ ንዝርከባ ኮምፒተራት ፕሪንተርን መቀያየሪ ግልጋሎት ዝውዕል ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 2, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 7, 2011 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 8, 2011 11:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማይጨው ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ መኪና ሞዴል HZJ 80L ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 2, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 5, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 5, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ማይጨው ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ መኪና ሞዴል HZB 50 ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 2, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 5, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 5, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/